Home Authors Posts by beshir seid

beshir seid

295 POSTS 0 COMMENTS

ብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዝሃቦ...

ብሽም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ዝተኣወጀ ወታሃደራዊ ኣዋጅ ብምቅዋም ካብ ማእከላይ ኮሚቲ ህወሓት (ነባር) ዝተወሃበ መግለፂ ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ እቲ ሓደ ፀገምካ ከይተፈትሐ ካሊእ...

ኣብ ዓለም ኣብ ነብሲ ወከፍ 10 ደቒቓ ሓንቲ ጓልኣንስተይቲ ብመቕርባ ትቅተል...

መቐለ፥17 ሕዳር 2017 ዓ.ም (ቴሌቭዥን ትግራይ) ኣብ 2023 ኣስታት 85 ሽሕ ደቂ ኣንስትዮን ኣዋልድን ግዳይ ግፍዓዊ ቅትለት ኾይነን ኢሉ ብምኽንያት ቅነ ምክልኻል ጥቅዓት ደቂ ኣንስትዮ...

ኣብ ኲናት ትግራይ ዝተሳተፈ ኩሉ ኣባል ሰራዊት ትግራይ ኣብ መስርሕን ረብሓን...

መቐለ፥13 ሕዳር 2017 ዓ.ም (ቴሌቭዥን ትግራይ) ኣብ ኲናት ትግራይ ዝተሳተፈ ኩሉ ኣባል ሰራዊት ትግራይ ኣብ መስርሕን ረብሓን ዳግመ ፅንበራ(DDR) ተረባሒ ክኾውን እዩ ኢሎም ምክትል ኮሚሽን...

ኣብ ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ምሕደራናን ልምዓትን እንዳሰፍሐ ክኸይድ ይስራሕ ከምዘሎ ሌ/ ጀነራል...

ካብኔ ሴክሬታሪያት ዴሞክራታይዜሽንን ዘይምእኹል ምሕደራን "ግደ ሚድያ ኣብ ምሕደራ ትግራይ" ብዝብል ቴማ ዋዕላ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ዋዕላ ዝተረኸቡ ምክትል ፕሬዚደንትን ሓላፊ ካብኔ ሴክሬታሪያት ዴሞክራታይዜሽንን ዘይምእኹል...

ሓላፊ ካቢኔ ሴክሬታሪያት ስግግር ማሕበራዊ ልምዓት ፕሮፌሰር ክንደያ ገብረሂወት ስርዓት ጥዕና...

መቐለ፥ 9 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት ዓውዲ ጥዕና ትግራይ 2016 ዓ.ም፣ ቀፀልቲ መደባትን ኣንፈታትን 2017 ዓ.ም ዘተ ጀሚሩ። ሓላፊ...

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ንሓደ መደበኛ መኽዘን ሰነድ ናብ መተግበሪ ዝቕይር ሓዱሽ መስርሕ...

መቐለ፥ 7 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ዩኒቨርሲቲ መቐለ ንሓደ መደበኛ መኽዘን ሰነድ ናብ መተግበሪ ዝቅይር E-Geo_library ዝተብሃለ ሓዱሽ መስርሕ ቴክኖሎጂ ከም ዘተግብር ሓቢሩ። እዚ መተግበሪ...