#ጎደና ተጋዳላይ ኣምባሳደር ስዩም መስፍንካብ ዳግም ኣምሳል ክሳብ ዓዲ ሓውሲ (ብርሃን ባንክ) ዝወስድ መንገዲ
#ጎደናተጋዳላይ ኣባይ ፀሃየካብ ዓዲ ሓውሲ መብራህቲ ትራፊክ ክሳብ ኣደባባይ ማርታ ዝወስድ መንገዲ#ጎደና ተጋዳላይ ኣባይ ነብሶካብ ኢሚግሬሽን ክሳብ ,ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ዝወስድ መንገዲ

#ጎደና ተጋዳላይ ዘርኣይ ኣስገዶም ካብ ኮለጅ ሕክምና እንስሳ ክሳብ ኣይናለም ዝወስድ መንገዲ
#ጎደና ተጋዳላይ ዳንኤል ኣሰፋካብ ኣደባባይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ካቴድራል ቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስትያን ዝወስድ መንገዲ
#ጎደና ተጋዳላይ ሴኩቱሬ ጌታቸው ካብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ክሳብ ዳዕሮ ኣካዳሚ ዝወስድ መንገዲ
#ጎደና ተጋዳሊት ኣልጋነሽ መለስ(ጓል ሚዶ)ካብ ደደቢት ክሳብ ኣደባባይ ሓውዜን ዝወስድ መንገዲዝተሰየሙ እንትኾን:-
#ሜጄር ጀነራል ሓየሎም ኣርኣያ ድማ ፊት ንፊት ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝርከብ ኣደባባይ ብሽሙ ተሰይሙ ሓወልቲ ክስረሐሉ እምነ ሰረት ተነቢሩሉ።



