beshir seid
ሃፍቲ ዓሳ ትግራይ
ኣብ ትግራይ ልዕሊ 120 ሽሕ ኩንታል ሃፍቲ እንስሳ ዓሳ ብዓመት ምርካብ ይክኣል እዩ ኢሉ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ።
እቲ ቢሮ ነዚ ዝገለፀ ምስ ቃልኪዳን...
ዘተ ፕሬዝደንት ጌታቸውን ዳይሬክተር ዓለምለኸ ሓለዋ ህፃናትን ዩኒሴፍ
ፕሬዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ዓለምለኸ ደሕንነት ህፃናት ዩኒሴፍ ሽማ ሰን ሁፕታ ኣብ ጉዳይ ደሕንነት ህፃናትን ኣዴታትን ትግራይ ዘትዮምⵆ
ፕሬዝደንት ጌታቸውን ብሰንኪ...
ኣብ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ብሰንኪ ኢድ ኣእታውነት ካልኦት ሃገራት...
ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኣሜሪካ ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ ኣብ ሱዳን ኢደን ዘእተዋ ሃገራት ካብ ተግባረን ክቑጠባ ፀዊዐን፡፡
ንኲናት ሱዳንን መፍትሒታቱን ርእሰ...
ኲናትን ዕግርግርን ብደረጃ ዓለም ውሕስና ምግቢ ከይረጋገፅ ሓደጋ ኮይኑ- ኣልጀዚራ፡፡
ብኲናት ሕድሕድ ንዝኸፍአ ሓደጋ ተሳጢሑ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን፤ ኣብ ርእሲ ጥሜቱን ሞቱን መገዛ ዓዱ ግዳይ ምምዝባል ተፀባይ ሰብኣዊ ሓገዝን...
ሙሉ ክንፈ ኣብ Vuelta Asturias
ትግራዋይ ተቐዳዳማይ ብሽክሌታ ሙሉ ክንፈ ዕለተ ዓርቢ ኣብ ዝጅመር ቅድድም ብሽክሌታ Vuelta Asturias 2024 ክሳተፍ እዩ።ኣብቲ ኣብ ሰፔን ዝሳለጥ ቅድድም ብሽክሌታ እትሳተፍ ጋንታ ብሽክሌታ...
ቅድድም ብሽክሌታ ፕረዚደንሻል ቱር ቱርኪ
ሓምሻይ መድረኽ ወድድር 177.9 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ዕለተ ሓሙስ ቀፂሉ ዝተሳለጠ እንትኸዉን ብረቡዕ ዓወት ዝቀንዖ ኣንደርሰን ቶብያስ ኣከታቲሉ ተዓዊቱ።ከም ጋንታ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ ክትስራዕ...
ሳልሳይ መድረኽ ቅድድም ብሽክሌታ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ይካየድኣሎ
ኣብ ከተማ ኣኽሱም ይካየድ ዘሎ ሻምፕዬና ብሽክሌታ ባንኪ ወጋገን ብውድድር ማውንቴን ደሳለይ ሃፍታይ ካብ ግልጋሎት ማይ ዓዲግራት ቀዳማይ ደረጃ እንትሕዝ ብኮርሶ ደቂ ኣንስትዮ ድማ...
ብወገን ትግራይ ኣብ ኣላማጣ ዝተጀመረ ጎንፂ የለን፤ ፌደራል መንግስቲ እውን ሓይልታት...
ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ምዕባለታት ዞበ ደቡብ ኣመልኪቶም ምስ ቢቢሲ ፎከስ ኦን ኣፍሪካ ኣብ ዝሃብዎ ሓሳብ ብወገን ትግራይ ኣብ ኣላማጣ ዝተጀመረ ጎንፂ...
ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ
ኣብ ሰሜን ኣሜርካ ቨርጂንያ ዝነብሩ ትግራዋይ ኣይተ ብርሃነ ፀጋይ ኣብ ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕ ጣብያ በለሶ ንዝርከባ ብፀላኢ ከቢድ ዕንወት ዝበፅሐን ክልተ ኣብያተ ትምህርቲ ብሓደ...
ኣብ ከተማ ኣኽሱም ይካየድ ዘሎ ሻምፕዬና ብሽክሌታ ባንኪ ወጋገን ሰሉስ...
ሻምፕዬና ብሽክሌታ ባንኪ ወጋገን
ኣብ ከተማ ኣኽሱም ይካየድ ዘሎ ሻምፕዬና ብሽክሌታ ባንኪ ወጋገን ሰሉስ ውን ብኽልተ ውድድራት ቀፂሉ ተሳሊጡ። 130 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ዝሸፈነን...









