beshir seid
ብሰንኪ ሕፅረት ቀረብ መስተ ፅሩይ ማይ መዓልታዊ ስራሕትና ንምስላጥ ንፅገም ኣለና-...
ነበርቲ ከተማ ጉያ ብሰንኪ ሕፅረት ቀረብ መስተ ፅሩይ ማይ መዓልታዊ ስራሕቶም ንምስላጥ ይፅገሙ ከም ዘለው ይገልፁ። ልዕሊ 17 ጣብያታት ዝሓቖፈት ወረዳ ቆላ ተንቤን ግዱድ...
ውድድር ብሽክሌታ ኣብ ከተማ ኣኽሱም
ብባንኪ ወጋገን ዝተመወለ ቅድድም ብሽክሌታ ትግራይ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ምክያድ ጀሚሩ። ሎማዓንቲ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ 30 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ውድድር ከተማ ማውንቴን ደቂ ኣንስትዮ...
ኣብ ትግራይ መለለዪ መንነት ክወሃብ ብዘይምኽኣሉ ኣብ ዕለታዊ ምንቅስቓስና ፅንቶ ይፈጥር...
ኣብ ትግራይ ንዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ስዒቡ ንዝሓለፉ ልዕሊ ሰለስተ ዓመታት መለለዪ መንነት ክሕደስ ወይ ሓዲሽ ክወሃብ ብዘይ ምኽኣሉ ኣብ ዕለታዊ ምንቅስቓሶም ዓብይ ፅዕንቶ ይፈጥረሎም...
ግራንት ፋውንዴሽን ኣሰመላሽ ብ3 ሚኢቲ ሽሕ ዶላር ዝተዓደጉ ናውቲ ሕክምና ንቢሮ...
እቲ 24 መጋቢት 2016 ዓ.ም ብግራንት ፋውንዴሽን ኣሰመላሽን ሜዲካል ብሪጅ ዝበሃል ዘይመንግስታዊ ትካልን ዝተወሃበ ዝተፈላለየ ናውቲ ሕክምና ናብ 18 ትካላት...
ህንፀት ፕሮጀክት ኣስፋልት ከተማ መቐለ ክረምቲ ቅድሚ ምእታዉ ከም ዝዛዘም ሰብ...
ኣብ ከተማ መቐለ ዝህነፁ ዘለዉ ፕሮጀክታት መንገዲ ኣስፋልት ክረምቲ ቅድሚ ምእታው ብፅሬት ክዛዘሙ ይግባእ ክብሉ ነበርቲ ከተማ መቐለ ሪኢቶኦም ገሊፆም።መንእሰይ ባይረ በርሀ ኣብ...




