Home Authors Posts by Kiros

Kiros

55 POSTS 0 COMMENTS

ጉዱእ ኣካል ሓዲግካ ዝግበር መንግስታውን ማሕበረሰባውን ዕማም ኣይዕወትን-ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ

መዓልቲ ጉዱኣት ኣካል ብብርኪ ዓለም ንመበል 34፣ ብብርኪ ሃገር ንመበል 33፣ ብብርኪ ትግራይ ድማ ንመበል 31 ግዜ ''ምህናፅ ጉዱኣት ኣካል ዘካተተ ማሕበረሰብ ንዝሓሸ ማሕበራዊ...

ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ብኦንላይን ዝግበር ምዝገባን ምሕዳስን ፓስፖርት ዳግም ክጅመር...

ንዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ፌደራል ክግበር ዝፀንሐ ምሕዳስ ሲስተም ስዒቡ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ብኦንላይን ዝግበር ምዝገባን ምሕዳስን ፓስፖርት (ኢ-ፓስፖርት)...

ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ ኣብ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ብ 400 ሚልዮን ብር...

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀኔራል ታደሰ ወረደ ኣብ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ከተማ ኣጉላዕ ብ400 ሚልዮን ብር ካፒታል ዝህነፅ ማእኸል መራብሒ ደርሆ ኤጅፒ ኢትዮ ችክን...

ሕማም ማርበርግ ቫይረስ ከመይ ምክልኻል ይከኣል?

ኣብዚ ቅንያት ኣብ ትሕቲ ቫይራል ሄሞራጂክ ፌቨር (WHF) ዝምደብ ሕማም ማርበርግ ቫይረስ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ጂንካ ከምዝተርኣየ ምኒስትሪ ጥዕና ምፍላጡ ይዝከር። ሕማም ቫይረስ ማርበርግ...

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ብልዕሊ 2 ነጥቢ 1 ሚልየን ዩሮ ንልዕሊ...

ማረት ካብ ኤጀንሲ ማሕበራዊ ልምዓት ጣልያንን ኦክስፋምን ብዝረኸበቶ ሓገዝ ኣብ 6 ወረዳታት ትግራይ ዝትግበር ሓዱሽ መደብ ሕውየትን ተፃዋራይነትን ንምጅማር ምስ መዳርግቲ ኣካላትን ተጠቀምቲ ወረዳታትን...

ከባብታት ዶግዓ ተምቤን ዓለምለኸ ጅኦፓርክ ኮይኖም ናብ ዩኒስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ኣሎ።

"ኣስፓየሪንግ ጅኦፓርክ ዶግዓ ተምቤን" ዓለምለኸ ጅኦፓርክ ኮይኖም ናብ ዩኒስኮ ንምምዝጋብ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ኣፍሊጡ። ቱሪዝም ሚኒስቴር ኢትዮጵያ ምስ ትካል ዓለምለኸ ትምህርቲ፣ ሳይንስን...

ኣብ ዘፈር ህዝባዊ መሰረተ ልምዓት ትግራይ 5 ቢሊዮን ዶላር ዕንወትን ክሳራን...

ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ኣብ ጀኖሳይድ ኲናት ትግራይ ኣብ ዘፈር መሰረተ ልምዓት ዝበፅሐ ዕንወትን ክሳራን ኣመልኪቱ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ...

ኣብ ወረዳ ኣፅቢ 29 ኪሎ ሜትር ፀፀር መንገዲ ክስራሕ እዩ።

ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ካብ ዕዳጋ ረቡዕ ናብ ኣፅቢ ዝወስድ 29 ኪሎ ሜትር ፀፀር መንገዲ ከም ዝህነፅ ምክትል ፕረዚደንት ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይን ኣካቢ ቦርድ ኢንተርፕራይዝ...

ልዕሊ 20 ሃገራት ኣብ ሱዳን ተኹሲ ደው ክብል ፀዊዐን።

ኣብ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ሕድሕድ ደው ክብልን ኣብ ዝኸፍአ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ህፁፅ ሓገዝ ክበፅሖንም ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ላዕለዋት ሰብ ስልጣንን 20 ሃገራት...

ዘላቒ መፍትሒ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ምምላስ እዩ።

ቁልፍን ዘላቕን መፍትሒ ብመሰረት ስምምዕ ፕሪቶሪያ ተመዛበልቲ ድሕንነቶም ተሓልዩ ናብ መረበቶም ክምለሱ ምግባር እዩ-ምክትል ፕረዚደንት ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ ምክትል ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ኣምኑኤል...