Home Authors Posts by Kiros

Kiros

45 POSTS 0 COMMENTS

ጉድኣት ኣካል ከይሓዝካ ዝሳለጥ ስራሕ ሙሉእ ኣይኮነን ኢሉ ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይ...

ጉድኣት ኣካል ከየካተትኻ ዝሳለጡ  ስራሕቲ  ፀገም ጉድኣት ኣካል ኣብ ምቅላል ዝሕግዙ ኣይኮነን ኢሉ ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይ ትግራይ። ንጉዱኣት መሰረት ዝገበሩ ስራሕቲ ብዘይምስረሖም ጉዱኣት ኣካል ንዝተፈላለዮ...

ገዳም ኣቡነ ኣረጋዊ_ደብረ_ዳሞ

ገዳም ኣቡነ ኣረጋዊ ዳሞ ኣብ ዞባ ምብራቅ ወረዳ ጉለመኸዳ ዝርከብ ጥንታዊ ገዳም እዩ። ኣብ 537 ዓ/ም ብሃፀይ ገብረ መሰቀል ዝተሃነፀ ብብርኪ ኢ/ያ ፈላማይ ገዳም  እዩ። እዚ...

ኣብ ትግራይ ትካላውነት ብዘይምህናፁ ሚድያታት ብነፃነት ክሰርሓ ከም ዘይከኣላ ተገሊፁ።

ኣብ ትግራይ ትካላውነት ብዘይምህናፁ ሚድያታት ብነፃነት ክሰርሓ ከም ዘይከኣላ ምሁራን ዩኒቨርሲቲ መቐለ ገሊፆም። እዙይ ዝተባህለ ካቢኔ ሴክሬታሪያት ዴሞክራታይዜሽንን ዘይምእኹል ምሕደራን ትግራይ፣ ግደ ሚድያ ኣብ ምሕደራ...

ሕፅረት ምሩፅ ዘርኢ ዓሌታት ጣፍ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣለኹ-ማእኸል ምርምር ሕርሻ...

ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ዘጋጥም ዘሎ ሕፅረት ምሩፅ ዘርኢ ዓሌታት ጣፍ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣብ 247 ሄክታር መሬት ስራሕቲ ምብዛሕ ዘርኢ የካይድ ከምዘሎ ማእኸል ምርምር...

ልዕሊ 45 ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ ዝጠሓሉ ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን ከምዝኾኑ ተረጋጊፁ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ ዝጠሓሉ ስደተኛታት ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ዓለምለኻዊ ትካል ስደተኛታት (ኣይኦኤም) ኣረጋጊፁ። እቶም ካብ የመን ብኽልተ ጀላቡ ናብ ጅቡቲ ዝምለሱ...