thomas
በዓል ኣሸንዳ እንታይ ክብርታት ኣለዉዎ? ብከመይ ከ ንዓቅቦም?
መቐለ፥ ነሓሰ 13/2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
"መፀት መፀት ኣሸንዳ ዕምበብ መፀት" እዚ ካብ ህዝቢ ዝፈለቐ ደቂ ኣሸንዳ ወርሒ ነሓሰ ካብ ዝኣትው ጀሚረን ዘዚምኦ ዝውቱር ዜማ...
ብተስፋ ዝተላዕጠጠ ስቓይ ተመዛበልቲ
መቐለ፥ ሰነ 13/2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ )
ጥቅምቲ 24/2013 ዓ.ም ሓይልታት ፅንተት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ጄኖሳይዳዊ ኲናት ኣዊጆም።
ነዚ ስዒቡ ብሚልዮን ዝቑፀር ህዝቢ ካብ ዞባ ምዕራብ፣...
ህፃናት ትግራይ “መዓልቲ ህፃናት ኣፍሪካ” ከመይ የኽብርዎ?
መቐለ፥ ሰነ 07/2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
መዓልቲ ህፃናት ኣፍሪካ ሰነ 9 ዝኽበር ኮይኑ ብብርኪ ኢትዮጵያ ንመበል 34 ጊዜ ብብርኪ ትግራይ ድማ ንመበል 32 ጊዜ ክኽበር...
“ብፃይ ኣረጋይ! ኣነ ደኺመ ኣለኹ። ኣብ ኢድ ፀላኢ ካብ ዝወድቕ ቕተለኒ...
#ኣልጋነሽ
ፈላመይቲ ስውእቲ ተጋዳሊት
መቐለ፥ ሰነ 07/2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ኣልጋነሽ ካሕሳይ ኣብ ከተማ ሽረ ቀበሌ 04 (ዓዲ ከንቲባ) ብ1946 ዓ.ም. ካብ ኣቡኣ ኣይተ ካሕሳይ ገዘሀኝ ካብ ኣዲኣ...
መምህራን ትግራይ ዘለዎም ፀገም ተፃዊሮም ፀገም ህዝቦም ብትምህርቲ ንምፍታሕ ዝቃለሱ ዘለዉ...
መቐለ፥ 28 መጋቢት 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
መምህራን ትግራይ ዘለዎም ፀገም ተፃዊሮም ፀገም ህዝቦም ብትምህርቲ ንምፍታሕ ዝቃለሱ ዘለዉ ተጋደልቲ እዮም ኢሎም ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ...
ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 156,697 መዛግብቲ ዕልባት ረኺቦም – ላዕለዋይ ቤት...
መቐለ፥ 8 ለካቲት 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 156,697 መዛግብቲ ዕልባት ከም ዝረኸቡን 1894 መዛግብቲ ድማ ብዕርቂ ከም ዝተወድኡን ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት...
ጊዜያዊ ቤት ምኽሪ ትግራይ ተጣዪሹ ዕላዊ ስርሑ ጀሚሩ።
መቐለ፥ 8 ለካቲት 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
እቲ ቤት ምኽሪ ንፈፀምቲ ኣካላት ዝቆፃፀር፣ ውሳነታት ዘሕልፍን ዓቕሚ ንእክበሉን ክኸውን ይግባእ ኢሎም ፕረዚደንት ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው...
#ታሪኽ_ፈላማይ_ህዝባዊ_ባይቶ_ሸራሮ
መቐለ፥ 07 ለካቲት 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ፈላማይ ህዝባዊ ባይቶ (ቤት ምኽሪ ትግራይ) ኣብ ሸራሮ ተመስሪቱ። ፈላማይ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ድማ ብ1972 ዓ.ም. ኣብ...
ብፕሮጀክትታትን ፕሮግራማትን 32 ሽሕ ሄክታር መሬት ብዕቀባ ሓመድን ማይን ይለምዕ ኣሎ...
መቐለ፥ 26 ጥሪ 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ )
ብብርኪ ትግራይ ብፕሮጀክትታትን ፕሮግራማትን ኣብ 1290 መፋስሳት 32 ሽሕ ሄክታር መሬት ብዕቀባ ሓመድን ማይን ይለምዕ ከምዘሎ ቢሮ...