Home Authors Posts by yibrah

yibrah

16 POSTS 0 COMMENTS

በዚ ዕለት ዝተፈፀመ ጨፍጫፍ ማርያም ደንገላት ዓለም ከመይ ፈሊጣቶ? ነዚ ዘቃለዐት...

ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ንዝተኸፈተ ፅንተታዊ ኲናት ስዒቡ ንዝነበረ ፀበባ፣ ህይወታ ኣብ ሓደጋ ኣእትያ ንዓለም ዘቃለት ብልፅቲ ጋዜጠኛ ሲኤንኤን ንዒማ ኢልባጊር ክነላልየኩም። እዛ...

ኣብያተ ፍርዲ ነፃነተን ተሓልዩ ድሕሪ ኩናት ኣብ ዘሎ ስግግር ሓገዝቲ ንክኾና...

መቐለ፥14 ሕዳር 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዝን ትግራይ) ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ኣብ ህሉው ኩነታት ኣብያተ ፍርዲ ትግራይን ተመክሮ ኣብያተ ፍርዲ ካልኦት ሃገራት ድሕሪ ኩናትን ኣመልኪቱ ምስ...

ንተዋጋእቲ ሓይልታት ሱዳን ዝግበር ቀረብ ኣፅዋር ደው ክብል ውድብ ሕቡራት ሃገራት...

መቐለ፥ 4 ሕዳር 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ንተዋጋእቲ ሓይልታት ሱዳን ዝግበር ቀረብ ኣፅዋር ደው ክብል ምክትል ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ፖለቲካን ምስፋን ሰላምን ውድብ ሕቡራት ሃገራት...

ኣብ ሕጊ ሰፊሮም ብኣግባቡ ዘይተተግበሩ መሰላት ኣረጋውያንን ክረኽብዎም ዝግብኡ ረብሓታት ክረኽቡን...

መቐለ፥ 30 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ ) ኣብ ሕጊ ሰፊሮም ብኣግባቡ ዘይተተግበሩ መሰላት ኣረጋውያንን ክረኽብዎም ዝግብኡ ረብሓታት ክረኽቡን ሓላፍነት ወሲድና ክንሰርሕ ኢና ኢለን ሓላፌት...

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ወታደራዊ ትካላት ኢራን መጥቃዕቲ ከም ዝፈፀመት ኣፍሊጣ።

መቐለ፥ 16 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ኢራን ኣብ ዋና ከተማኣ ቴህራን ሓዊሱ ኣብ ኹዜስታንን ኢላምን ዝተብሃላ ከተማታታ ዝርከቡ ወታደራዊ ትካላት ብ እስራኤል መጥቃዕቲ ከምዝበፅሖም...

በቢ ዓመቱ ልዕሊ ክልተ ሚልየን ደቂ ኣንስትዮ ብመንሽሮ ጡብ ይጥቅዓ፦ ትካል...

ወርሒ ጥቅምቲ ዓለምለኸ ወርሒ መዕበይ ግንዛበ መንሽሮ ጡብ እንትኾን፣ 'ሮዝ ኦክተበር' ተባሂሉ ድማ ይስየም። ኣብዚ ወርሒ ሰባት ብዛዕባ እንታይነት፣ መንቀልን ሕክምናን  መንሽሮ ጡብ ክፈልጡን ሕክምና...