Trending Now
Radio Tigrai
ዜና ውሽጢ ዓዲ
በዓል ጥምቀት ባህላውን ሃይማኖታውን ትውፊታቱ ሓልዩ ብዝለዓለ ድምቀት ተኸቢሩ።
መቐለ ፥12 ጥሪ 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ )
በዓል ጥምቀት 2017 ዓ/ም ባህላውን ሃይማኖታውን ትውፊታቱ ሓልዩ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ተኸቢሩ።
ብተኸተልቲ እምነት ክርስተና በቢዓመቱ ዝኽበር ...
ዓለምለኻዊ ዜና
ፈለማ ቫይረስ ኮሮና ዝተርኣየላ ሃገረ ቻይና ሓበሬታ ንከተካፍል ተሓቲታ።
መቐለ፥ 22 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም( ቴሌቪዥን ትግራይ )
ኣብ ቻይና ከተማ ዉሃን ቅድሚ 5 ዓመት ብዛዕባ ዘጋጠመ ተላባዲ ሕማም ኮሮና ፈለማ እቲ ቫይረስ ዝተርኣየላ ሃገረ...
Video
ቢዝነስ
ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ራካ ምስ ለኣኽን ኣምፃእን ትካል ጀቲፋም...
መቐለ፥5 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ራካ ምስ ለኣኽን ኣምፃእን ትካል ጀቲፋም ሓቢርካ ናይ ምስራሕ ስምምዕ ሰነድ ተፈራርሞም።
ሕብረት ስራሕ ማሕበር...
ስፖርት
ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ንፀጋይ ኪዳነማርያም ዋና ኣሰልጣኒ ገይራ ቆፂራ።
መቐለ፥ ሕዳር 5/2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ናብ ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተመሊሳ ኣብዚ ዓመት ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ግጥማት እቲ ሊግ ትሳተፍ ዘላ...
ብበዝሒ ዝተነበቡ
ሌላ ምስ ሁራ ሰለስተ
እንታይነት ሁራ ሰለስተ
ኣብ ከባቢታት ኣፅቢን ወንበርታን ብኣብዛሓ ዝፍለጥን ዝፅወትን እዩ። ብዝተፈላለየ ቅድን ውቕዒትን ይፅወት።ሁራ ሰለስተ ኣብ ኣፅቢን ወንበርታን ብፍሉይ ድማ #ትሸዓንተ ዓዲ...
መንግስቲ ብዝተወደብናሉ መምርሒ 4/2011 መሰረት ሕቶ መንበሪ ገዛ ክምልሰልና ኣይከኣለን-ኣባላት ዓርሰ ምትሕግጋዝ ሳልሳይ ዙር...
መቐለ፥5 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
መንግስቲ ብዝተወደብናሉ መምርሒ 4/2011 መሰረት ሕቶ መንበሪ ገዛ ክምልሰልና ኣይከኣለን ክብሉ ኣባላት ዓርሰ ምትሕግጋዝ ሳልሳይ ዙር 70 ካሬ ኣማሪሮም።
ዘለዎም...
ምምሕዳር ከተማ መኾኒ ን 152 ስድራ ስውኣት ነንሕድሕዶም 140 ካሬ ሜትር መንበሪ ቦታ ዓዲሉ።
ምምሕዳር ከተማ መኾኒ ምእንተ ህላወ ህዝቢ ትግራይ ክብሉ ክባር መስዋእቲ ዝኸፈሉ 152 ጀጋኑ ስዋኣት ንስድርኦም ዝኸውን ነንሕድሕዶም 140 ካሬ ሜትር መንበሪ ቦታ ዓዲሉ።
ከንቲባ ከተማ...
ዝኽሪ ጨፍጫፋት ቅንያት በዓል ልደት
ሓይልታት ፅንተት ኣብ ኩሉ ከባብታት ትግራይ ከበድቲ ገበናት ኲናት፣ ገበን ኣንፃር ሰብኣውነትን ከምዝፈፀሙ ብዝተፈላለዩ ትካላት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰልን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ተረጋጊፁ እዩ።ፅንተት ትግራይ...
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ልዕሊ 300 ተምሃሮ ትምህርቶም ኣቋሪፆም።
----
ኤፍሬም ዘካርያስ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሽረ እንዳ ስላሰ ፥ ተምሃራይ 11 ክፍሊ እዩ። ዝመሃረሉ ዝነበረ ህንፃታት ፤ ተፈናቐልቲ ወገናት ተዓቂቦምሉ ብምህላዎም ኣብ...