Video

Radio Tigrai

ዜና ውሽጢ ዓዲ

“ኣብ እግሪ መትከሊ ቴራ ፕሮጀክት ዓርሰ ምርኰሳ ልዕሊ 300 ሽሕ መናእሰይ...

ንኣማኢት ኣሸሓት መትከሊ እግሪ ዝዀውን ቴራ ፕሮጀክት ዓርሰ ምርኰሳ ይዝተየሉ ኣሎ። ቴራ ፕሮጀክት ዓርሰ ምርኰሳ ፡ ዓቕምን ጸጋን ተጋሩ መሬት ትግራይን ብምጥቃም ፥ ህልውና ትግራይ...

ዓለምለኻዊ ዜና

ውሳነ ገበን ዘ-ሄግ

ነበር ሓላፊ ፖሊስ ቲምቡኩ ብገበን ኣንፃር ሰብኣዊነት ጥፍኣተኛ እዩ-ዓለም ለኸ ቤት ፍርዲ ዘ-ሄግ፡፡ ኣብ ኔዘርላንድ መሰረቱ ዝገበረ ዓለም ለኸ ቤት ፈርዲ፤ ኣብ ሃገረ ማሊ ዋና...

ብበዝሒ ዝተነበቡ

ቢዝነስ

ዘተ መንግስትን ነጋዶን

ነጋዳይ ማሕበረ ሰብ ምስ ኣካላት መንግስቲ ብምርድዳእ ፀገማት ብቐፃሊነት ንምፍታሕ ዘኽእል ጥጡሕ ባይታ ንምፍጣር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ መንግስትን ውልቃዊ ሴክተራትን ኣብ መቐለ ተኻዪዱ። እዚ መድረኽ...

ስፖርት

ዓወት ተጋሩ ተቐዳደምቲ ብሽክሌታ

ተጋሩ ተቐዳደምቲ ብሽክሌታ ዝደምቕሉ ዘለው ሻምፕዬና ብሽክሌታ ኢትዬጲያ ሎማዓንቲ ዓርቢ ሰነ 21/2016 ዓ/ም ቀፂሉ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ደቂ ኣንስትዬ ውን ተጋሩ ተቐዳደምቲ ዓወት ኣመዝጊበን። እቲ...

ምህርትኹምን ግልጋለትኩምን ኣላልዩ !

ቴሌቪዥን ትግራይ !