ኣብ ምምሕዳር ዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጥሜት 25 ህፃናት ሓዊሱ 208 ሰባት...
ኣብ ዞባ ማእኸል ካብ ዝርከባ ወረዳታት ሓንቲ እያ ምምሕዳር ዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብታ ወረዳ ንኣርባዕተ ኣናእሽተይ ከተማታት ሓዊሱ ሸሞንተ ገፀር ጣብያታት ከም ዝርከባን...
”…ዝጀመርናዮም መሪሕነት ናይ ምትዕርራይ ቃልሲ ሓድነትና ብዘጠናኽርን ሓይሊ ብዘይብትንን መንገዲ ክፍፀም እዩ ”- ፕሬዚደንት...
ኣብ መሪሕነትና ዝትርኣየ ውድቀት ንምእራምን ህዝብና ዝገጠሞ ናይ ህልውና ፈተነ ብዘተኣማምን መንገዲ ንምእላይ ዝጀመርናዮም መሪሕነት ናይ ምትዕርራይ ቃልሲ ሓድነትና ብዘጠናኽርን ሓይሊ ብዘይብትንን መንገዲ ክፍፀም...
ሓገዝ ናውቲ ጥዕና ትካል ሰነ ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት
ትካል ሰነ ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ( UNFPA) ዝተበሃለ ዓለም ለኸ ትካል ገባሪ ሰናይ ብልዕሊ 17 ሚልዮን ብር ፆታዊ ጥቅዓት ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ መሐከሚ...
“ሽርሒ ፀላእትና ካብ ጥንቲ ጀሚሩ መንነትን ታሪኽን ህዝቢ ትግራይ ከብርሱ ዘይፈፀምዎ ግፍዕን በደልን የለን...
ኣብቲ ኣብ ከተማ ኣክሱም ብድሙቕን ብዝተፈለየ መልክዕን ዝተኸበረ ባዓል ሕዳር ፅዮን 2016 ዓም ተረኺቦም መልእኽቲ ዘሕለፉ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሽርሒ ፀላእትና...
ዝኽሪ 3ይ ዓመት ጨፍጫፍ ማርያም ደንገላት
21 ሕዳር ኣብታ ታሪኻዊትን ኣብ መዳይ ምህንድስና ጥንታዊ ስልጣነ ትግራይ እንታይ ከም ዝመስል ማህተም ዝዓረፈላ ቤተክርስታያን ማርያም ደንገላት በቢ ዓመቱ ዝኽበር ሃይማኖታዊ ክብረ በዓል...
ዘተ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኻት ጀርመን
ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዛዕባ ቁጠባዊ ዕብየት ትግራይ ኣድሂቦም ምስ ብፊሊፕ ክኒል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኻት ጀርመን ዘትዮም።
ጀርመን ኣብ ምዝማን ሕርሻ ትግራይ ብሓፈሻ ድማ ኣብ...
ምንጪ ስልጣነ፣ቦኽሪ ጥበብን ፍልፍል ኩሎም መቦቆላዊ ውህብቶ ትግራይ ኣኽሱም
ኣሰር ኩሎም ሕላገታዊ መለለዪ ባህሊ ታሪኽን ተፈጥራዊ ኣሰራትን ዝርከበሉ ኣኽሱም ውፅኢት ኣእምራዊ ኢድን ልዑል መጠን ኣተሓሳስባ ፣ኣብ ልዕልን ትሕትን መሬት ዝተነፀፉ ውቁር ታሪካት ኣኽሱም...
ካብ ዘለናሉ ቁጠባዊ ፀገም ቀልጢፍና ክንትስእ ኢና ኢሎም ኣብ ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ዝተዋፈሩ መናእሰይ...
ፀላእትና ሃፍትናን ንብረትናን እምበር ክእለትናን ፍልጠትናን ስለዘይወሰድዎ ካብ ዘለና ቁጠባዊ ፀገም ቀልጢፍና ክንትስእ ኢና ኢሎም ኣብ ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ዝተዋፈሩ መናእሰይ ክፍለ ከተማ ሰሜን...
ብምትሕብባር ቢሮ ትምህርቲ ትግራይን ኢማጅን ዋን ደይን ኣብ 17 ወረዳታት ትግራይ ብ232 ሚልዮን ብር...
እቲ ገንዘብ ብዋነነት ኢማጅን ዋን ደይ ምስ ዩኒሴፍ ብምትሕብባር ዝተረኸበ ኮይኑ ኣብ ትምህርቲ፣ ክንክን ህፃናትን ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝበፅሐን ኣዴታትን ህፃናትን ትግራይ ዝበፅሐ ከቢድ ፀገም...
ባንኪ ዳሽን ምስ መንቀሳቐስቲ ደቀቕትን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዝ ኣብ ዘፈር ምሕደራ ፈጠራ ስራሕን ፋይናንስን ዝጠመተ...
ብኩናት ዝተሃሰያ መፍረይቲ ትካላት ናብቲ ንቡር ስርሐን ንክምለሳ ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ከምዝውግን እውን እቲ ባንኪ ገሊፁ።
ባንኪ ዳሽን ኣብ ትግራይ ዝተፈላለዩ ጨንፈራት ከፊቱ ስራሕ ካብ...