ምንካይ ሞት ሕንጠያት

0
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ስእነት ክትትል ጥዕናን ሕፅረት ምግብን ኣዴታት መጠን ወሊድ መዓልቶም ዘይኣኸሉ ሕንጠያት ብ3ተ ዕፅፊ ከምዝወሰኸ ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ክኢላ ገምጋምን ክትትልን...

ጠለብ ዘበናዊ እታወታት ሕርሻ ሓረስቶት ማይቅነጣል

0
ወይዘሮ መብራት ነጋሽን ቀሺ ወልደብርሃን ወልደገብርኤልን ነበርቲ ወረዳ ማይቅነጣል ጣብያ ላኼናይ እንትኾኑ ቅድሚ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ኣብ ስራሕቲ መስኖ ተዋፊሮም ዓርሶም ካብ ምኽኣል ሓሊፎም...

ዝቐፀለ ተግባራት ምፅራይ ዓሌት ተጋሩ ኣብ ምዕራብ ትግራይ

0
ሰበ-ስልጣናትን ሓይልታትን ኣምሓራ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም እውን እንተኾነ ኣብ ልዕሊ ነበርቲ ምዕራብ ትግራይ ዝፍጽምዎ ዘለው ዓሌት ናይ ምፅራይ ወፍሪ ኣበርቲዖም ቐጺሎምሉ ምህላዎም ዓለምለኸ ተጣባቒ...

ኣብ ከተማ መቐለ ንልዕላ 50 ሽሕ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ሕ/ሰብ ክፈትሕ ትፅቢት ዝግበሮ ዘመናዊ...

0
ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ሕብረተሰብ ንምፍታሕ ኣብ ከተማ መቐለ ሪሊስቴት ንምህናፅ ባንኪ ወጋገን ምስ ሱር ኮንስትራክሽ ስምምዕ ሰነድ ተፈራሪሞም። እቲ ሪሊስቴት ህንፀቱ ኣብ 2016 ዓ/ም ከም...

ቻይልድ ፈንድ #child fund ዝተባሃለ ትካል ገባሪ ሰናይ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ዝርከባ 4...

0
እተን ሓገዝ ዝተገበረለን ኣብያተ ትምህርቲ ድጉም ፥ዛዕና፥መጋደንን ዓዲ ወሮማን እንትኾና ካብተን ብሓይልታት ጀኖሳይድ ኣዝየን ዝተሃሰያ ኣብያተ ትምህርቲ እየን።እቲ ሓገዝ ካብ ናውቲ ትምህርቲ ብተወሳኺ 1000...

ሓገዝ ናዉቲ ትምህርቲ ንተምሃሮ ማይቅነጣል

0
ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ከተማ ስያትል ዝነባርነተን ተወላዲት ወረዳ ማይቅነጣል ወይዘሮ ኣለምፀሃይ ተስፋይ ዝተብሃላ ግድስቲ ትግራወይቲ ፤ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ወረዳ ማይቅነጣል ንዝርከቡ ክልተ ካልኣይ...

ሓሰኻ በለስ ዘጥፍእ ሓዱሽ ዝተምሃዘ ኬሚካል ዛጊድ ብዝተገበረ ፈተነ ዉፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ።

0
ብሓላፊ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ዶ/ር እያሱ ኣብርሃ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ መድሓኒት ተነፂጉሉ ካብ ሓሰኻ ኩችንያ ኣብ ዝሓወየ...

ባንኪ ወጋገን ልዕሊ 1 ቢልዮን ቅርሺ ወፃኢ በምግባር በዓል 25 ደብሪታት ህንፃ ኣብ ከተማ...

0
እቲ ህንፃ ኣብ ጥቓ ብሄራዊ ስታዲየም ትግራይ ኣብ 3500 ካሬ መሬት ዝዓርፍ ህንፂ ኢዩ።ነዚ እምነ ሰረት ዘንበሩ ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ...

ንመርትዖታት ገበናት ኲናት ዝጠቕሙ ምስልታት ካብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ይጠፍኡ ከምዘለው ቢቢሲ ፀብፂቡ።

0
ንመርትዖታት ገበናት ኲናት ዝጠቕሙ ምስልታት ካብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ይጠፍኡ ከምዘለው ቢቢሲ ፀብፂቡ።እቶም ማሕበራዊ መራኸቢታት ክረኣዩ የብሎምን ዝብልዎም ተንቀሳቐስቲ ምስልታት ንምፍላይ መብዛሕትኡ ግዜ...

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ሐዚ እውን ተግባራት ምፅናት ዓሌት ይቕፅል ከምዘሎ ሂዩማን ራይትስ ዎች ኣፍሊጡ

0
ኣብ መንጐ መንግስቲ ፈደራልን ህወሓትን ብ23 ጥቅምቲ 2015 ድሕሪ ዝተበፀሐ ስምምዕ ምቍራፅ ተፃብኦታት፡ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዘለዉ ሓይልታት ኣምሓራ ብሓይሊ ተጋሩ...