Home ዜና ልፍንታውያን ወረርቲ ሎሚ 6 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ኣብ ከተማ ሽረ ብዘካይዱዎ ደብዳብ... ዜና ልፍንታውያን ወረርቲ ሎሚ 6 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ኣብ ከተማ ሽረ ብዘካይዱዎ ደብዳብ ሮኬት ሓንቲ ኣዶ ሞይተን October 16, 2022 405 0 FacebookTwitterWhatsAppLinkedinTelegramCopy URL ልፍንታውያን ወረርቲ ሎሚ 6 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ኣብ ልዕሊ ከተማ ሽረ ሰለማውያን ሰባት ዕለማ ዝገበረ ደብዳብ ሮኬት ዛጊድ ሓንቲ ኣዶ እንትሞት፣ ህፃውንቲ ዝርከብዎም 4 ሰለማውያን ሰባት ድማ ከቢድ መቕሰልቲ በፂሑዎም ኣሎ።