Home ዜና መግለፂ ኣባላት ኣሰናዳኢት ኮሚቴ ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ

መግለፂ ኣባላት ኣሰናዳኢት ኮሚቴ ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ

1958

——–

ጀነራል ታደሰ ወረደ

መምህር ሙሉወርቅ ኪ/ማርያም

ካብ ዝሃብዎ መግለፂ

• ኣብ ዙርያ ምጥያሽ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ምስ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ፅቡቕ ምርድዳእ ተበፂሑ ኣሎ

• ኣብ ውሽጥና ጠለብ ለውጢ ኣሎ ስለዚ ነዚ ምላሽ ከምዝህብ ገይርና ንሰርሕ ኣለና

• ንይምሰል ኢልና እንሰርሖ ነገር የለን ንህዝቢ ትግራይ ከም ዝኸወን ገይርና ክንሰርሕ ከም ዝግባእ ተረዳዲእና ኣለና

• ኣሳታፊ፥ ግልፂ፥ ዲሞክራስያዊ ብዝኾነ ኣገባብ ይስራሕ ኣሎ

• ዝበዝሕ ትግራዋይ ዝሳተፈሉን ዝድግፎን ክኽውን ክግበር እዩ

• ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ቀረብ ግዘ ዕላዊ ክኸወን እዩ

ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ብዝተፈላለዩ ኣማርፅታት ቴለቪዥን ትግራይ ይከታተሉ !!!