Home ዜና መግለፂ ፕረዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

መግለፂ ፕረዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

820
0
  • ኣብ ትግራይ ኣትዮም ዘለዉ ልፍንታዊያን ፀላእቲ ክቕበሩ እዮም።
  • ፀላእትና ምስ ሰራዊትና ክገጥሙ ከምዘይኽእሉ ይፈልጡ እዩም። ሰራዊት ትግራይ ፀላእትና መሊኡ ናይ ምቅባፅ ዓቕሚ ዘለዎ ሰራዊት እዩ።
  • ፀላእትና በበይኖም ክገጥሙና ከምዘይኽእሉ ኣረጋጊፆም እዩም።
  • ሓዱሽ ወለዶ መንእሰይ ትግራይ ኣዝዩ ኣገራሚ ዝኾነ መስተንክራዊ ታሪኽ ይሰርሕ ኣሎ። ብብርኪ መሪሕነት ድማ ዘስደምም ዓቕሚ ሃኒፁ እዩ ሓዱሽ ወለዶ መንእሰይ ስራዊት ትግራይ።
  • ፍቱንን ብቕዑን ነባር ኣምራርሓን ሓደሽቲ መንእሰይ ብቕዑ ኣመራርሓን ዝወነነ ሰራዊት ትግራይ እዩ ዘለና።

ምሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ድሕሪ ዝትወሰነ ሰዓት ክቐርብ እዩ ይፀበዩና።

Previous articleደብዳብ ድሮን ኣብ ከተማ መቐለ
Next articleዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ተጋዳላይ ታደሰ ወረደ ሎሚ 17 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ካብ ዝሃብዎ መብርሂ ዝተወሰደ