Home ዜና ምግዳል ንህላወ ትግራይ

ምግዳል ንህላወ ትግራይ

3523
0

ሃለዋቶም ምስ ምፅናት ህዝቢ ትግራይ ዘተኣሳሰሩ ህዝቢ ትግራይ ካብ ገፀ መሬት ክጠፍእ ኣለዎ ኢሎም ብቕሉዕ ወሲኖም ዘተግበሩ ዘለዉ ልፍንታውያን ፀላእቲ ንምድምሳስ ናብ ክፍሊ ተዓሊም ይወርዱ ከምዘለዉ ሓደሽቲ ተዓለምቲ መናእሰይ ገሊፆም፡፡

እዞም ሓደሽቲ ተዓለምቲ ናብ ኣሃዱታት ብምፅንባር ታሪኽ ንምስራሕ ኣብ ሙሉእ ምድላው ከምዝርከቡ ኣረጋጊፆም፡፡

እዞም ተዓለምቲ መናእሰይ ዓርሶም ኣድሒኖም ህዝቦም ንምድሓን ዝቆረፁን ኣብ ሓፂር እዋን ስነ ልቦናዊ ድልውነት ዘማልኡ ምዃኖም እውን ተዓለምቲ ገሊፆም፡፡

ብዳሞራ ያሕያ

Previous articleልፍንታውያን ወረርቲ ሎሚ 6 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ኣብ ከተማ ሽረ ብዘካይዱዎ ደብዳብ ሮኬት ሓንቲ ኣዶ ሞይተን
Next articleወፍሪ ፅንተት ህዝቢ ትግራይ