Home ዜና ባንኪ ወጋገን ልዕሊ 1 ቢልዮን ቅርሺ ወፃኢ በምግባር በዓል 25 ደብሪታት ህንፃ...

ባንኪ ወጋገን ልዕሊ 1 ቢልዮን ቅርሺ ወፃኢ በምግባር በዓል 25 ደብሪታት ህንፃ ኣብ ከተማ መቐለ ንምህናፅ እምነ ሰረት ኣቐሚጡ።

597

እቲ ህንፃ ኣብ ጥቓ ብሄራዊ ስታዲየም ትግራይ ኣብ 3500 ካሬ መሬት ዝዓርፍ ህንፂ ኢዩ።ነዚ እምነ ሰረት ዘንበሩ ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ባንኪ ወጋገን ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ዓብይ እጃም ከበርክት ከምዝግባእ ሓቢሮም።ብሜላት ሰለሙን