Home ዜና ዋሕዚ መናእሰይ ናብ ቃልሲ ዜና ዋሕዚ መናእሰይ ናብ ቃልሲ October 22, 2022 544 0 FacebookTwitterWhatsAppLinkedinTelegramCopy URL ብልፍንቲ ህላው ህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ ዓሊሞም ዝተበገሱ ወረርቲ ንምድምሳስ ናብ ቃልሲ ዝተፀምበሩ መናእሰይ ከተማ መቐለ ህዝቢ ትግራይ ካብ ሕሉፍ ተግባር ፋሽስታውያን ተማሂሩ ሰሚሩ ክቃለስን ክምክቶምን ፀዊዖም፡፡