Home ዜና ዑደት ኣምባሳደር ሕብረት ኣዉሮጳ ኣብ ትግራይ

ዑደት ኣምባሳደር ሕብረት ኣዉሮጳ ኣብ ትግራይ

455
0

ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሕብረት ኣዉሮጳ ሮላንድ ኮቢያ ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ትግራይ ዑደት ንምግባር መቐለ ኣትዮም።እቶም ኣምባሳደር ምስ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ተራኺቦም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድማዒ ዘተ ከም ዝገበሩ ተሓቢሩ።

ኣምባሳደር ሮላንድ ኮቢያ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ ከባቢታት ዓድግራትን ሽረ እንዳስላሴን ተዘዋዊሮም ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ዝበፀሐ ሃሰያ ከም ዝዕዘቡ ተሓቢሩ ኣሎ።ተኽለወይኒ ኪዳነ

Previous articleሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨዉ ካብ ሆስፒታል ለካቲት 12 ኣዲስ ኣበባ ዝተልኣኸ 10 ነጥቢ 6 ሚልዮን ብር ዝግመት ሓገዝ ናዉቲ ሕክምናን መድሓኒትን ተረኪባ።
Next articleዘተ ፕሬዚዳንት ጌታቸዉ ረዳ ምስ ኣመራርሓ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም