Home ዜና ደብዳብ ድሮን ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ  ካምፓስ ዓዲ ሓቂ

ደብዳብ ድሮን ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ  ካምፓስ ዓዲ ሓቂ

2574

ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ  ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ  ካምፓስ ዓዲ ሓቂ ኣብ መሰረተ ልምዓት ትምህርቲን ንብረትን ሰላማውያን ሰባት ን ደብዳብ ድሮን  ፈፂሙ፡፡ በቲ ደብዳብ ድሮን  ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣብቲ ካንፓስ ከባቢ ኣብ ሰብን ንብረት ከቢድ ጉድኣት ኣብፂሑ እዩ፡፡

እቲ ጉጅለ ፋሽስቲን መላፍንቱን  እዚ ደብዳብ  ዝፈፀመሉ  ኣጋጣሚ ድማ መንግስቲ ትግራይ ብዕሊ ንሰላምን ተፃብኦ ደው ምባልን ቅሩብ ምዃኑ ኣብዝገለፀሉ እዋን ምኻኑ እቲ ስርዓት ካብመሰረቱ ፀረ ሰላም ሓይሊ ምኻኑ ዘመላኸተ ኾይኑ ኣሎ፡፡