Home ዜና መንግስቲ ትግራይ ልዕሊ 4,200 ሙሩኻት ብምሕረት ክልቀቑ ወሲኑ፡፡

መንግስቲ ትግራይ ልዕሊ 4,200 ሙሩኻት ብምሕረት ክልቀቑ ወሲኑ፡፡

912
0

ህዝብን መንግስትን ንዝገበረሎም ምሕረት ዘመስገኑ ምሕረት ዝተገበረሎም ሙሩኻት ብወገኖም ንዝተውሃቦም ዕዱል ብምምስጋን ኣምባሳደር ሰላም ኮይኖም ከምዝሰርሑ ተዛሪቦም፡፡

ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ገበን ንዝፈፀሙ ምሩኻት ምሕረት ምሃቦም ሰብኣውነት ህዝቢ ዘረጋገፀ እዩ ኢሎም መራሕቲ ሃይማኖት ትግራይ፡፡እቲ ንሙሩኻት ዝተገበረ ምሕረት ህዝብን መንግስትን ትግራይ ሕዚ እውን ንሰላም ዘለዎም ቕሩቡነት ዘረጋግፅ እዩ ክብሉ ድማ ኣመስጊኖም፡፡ብክብሮም ተስፋይ

Previous articleስዕረት ፎርማጆ ኣብ ዓዲ ሃሎ ዘነፃፀረ መድፍዕሓዱሽ መሪሕነት ሶማሊያ፤ ንለውጢ ፖለቲካ ምብራቕ ኣፍሪካ ወሳኒ ምዃኑ ብሉምበርግ ፀብፂቡ፡፡
Next articleዝተኮልፈ ናፅነት ኤርትራ