Home ዜና
301
0

ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብፁእ ኣቡነ የዉሃንስ ዳግማዊ ንምሰናይ ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ራእሲ ኣሉላ ኣባነጋ መቐለ ኣትዮም።

ብሊቃነ ጳጳሳትን ኣመራርሓን ላዕለዋይ ቤት ክህነት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ድማ ኣቀባብላ ተገይርሎም ።

Previous articleሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ መበል 127 ዓመት ዝኽሪ ውግእ ዓድዋ እንተነኽብር :-
Next articleኮንፈረንስ ምጥያሽ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ