Home Authors Posts by Abriha Kahsay

Abriha Kahsay

53 POSTS 0 COMMENTS

ምጅማር ወፍሪ መጥባሕቲ ሕክምና

ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ኮምሽን ሓርበኛታት ትግራይ ፣ግዚያዊ ምምሕዳርን ማእኸል ሕክምና ሓይሊታት ፀጥታ ትግራይን ንጉድኣት ኩናት ተጋደልቲ መጥባሕቲ ሕክምና መገጣጠሚ ጉለን ብርክን ተዋሂቡ ። ምክትል ኮሚሽነር...

ዕድል ስራሕ ደቂ ኣንስትዮ

ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብማሕበር ተወዲበን ዕድል ስራሕ ክረኽባን መነባብሮአን ክልውጣን ሓገዝ ትገብር ከምዘላ ዓለም ለኸ ማሕበር ኩለን ኣሓት ደቂ ኣንስትዮ ንሰላም ኣፍሊጣ። እታ ማሕበር ነዚ...

ማሕበረ-ቁጠባዊ ፀገማት ህዝቢ ትግራይ ንምፍታሕ ግደ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ

ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዘሎ ማሕበረ-ቁጠባዊ ፀገማት ንምፍታሕ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብሩ ከምዝግባእ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ገሊፃ፡፡ እዚ ዝተገለፀ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ብሓገዝ ሕብረት...

ህንፀት ፕሮጀክት ኣስፋልት ከተማ መቐለ

ኣብ ከተማ መቐለ ዝህነፁ ዘለዉ ፕሮጀክታት መንገዲ ኣስፋልት ክረምቲ ቅድሚ ምእታው ብፅሬት ክዛዘሙ ይግባእ ክብሉ ነበርቲ ከተማ መቐለ ሪኢቶኦም ገሊፆም። መንእሰይ ባይረ በርሀ ኣብ ከተማ...

ስርዓተ ጥዕና ትግራይ

ዘለው ፀገማት ተፃዊርካ ስርዓት ጥዕና ከተማታት ትግራይ ናብ ዝነበሮ ንምምላስ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኩሉ ሕ/ሰብ ሓጋዛይ ኾይኑ ክሰርሕ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ፀዊዑ። ኣብ ምምሕያሽ...

ገምጋማዊ ዋዕላ ኮሚቴ ፕሮጀክት ሪፎርም ዲሞክራሲያዊ ምሕደራ ትግራይ ተሳሊጡ፡፡

ፕሮጀክት ሪፎርም ዴሞክራሲያዊ ምሕደራ ትግራይ ትግራይ ትብህጎ ዝማዕበለ ዲሞክራሲያዊ ማሕበረሰብ ንምፍጣርን ዝዓለመ መደብ እዩ- ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ፕሮጀክት ሪፎርም ዴሞክራሲያዊ ምሕደራ ትግራይ ንትካላዊ ኣሰራርሓ ስቪል...

ኣማኻሪ ካውንስል ንምጥያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ

 ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣማኻሪ ካውንስል ንምጥያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ከምዘፅደቐ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ትግራይ ኣፍሊጡ። ትማሊ 07 መጋቢት 2016ዓ.ም ኣማስዩ ዝተወደአ ኣኼባ ካብኔ ግዝያዊ ምምሕዳር...

ዑደት  ልምዓት  መስኖ  ራማ ዓዲ ኣርባዕተ

  አመራርሓ ዞባን ወረዳታትን  ከምኡ ዉን ሓለፍቲ ዘፈር ቁጠባን  ኪኢላታት ሕርሻን ዞባ ማእኸል ዝተሳተፉሉ ኣብ ወረዳ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ  ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ሜዳ  ሓመዶ...

መድረኽ ምኽክር ኢንቨስትመንት ከተማ መቐለ

መሬት ወሲዶም ከልምዑ ንዝደልዩ ሰብ ሃፍቲ ንምድጋፍን ብሕግን መምርሕን ንዘየልምዑ ሰብ ሃፍቲ ድማ ሕጋዊ መስርሕ ንምትግባር ይስራሕ ከምዘሎ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ። ኣብ ከተማ መቐለ...

ነፃ ወፍሪ መጥባሕቲ ዓይኒ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ን800 ወገናት ነፃ መጥባሕቲ ዓይኒ ሞራን ፀጉርን ካብ ዕለት 2 ክሳብ 6 መጋቢት 2016 ዓ/ም ከምዝህብ ኣፍሊጡ። ሓፈሻዊ...