beshir seid
ኣብ ኬንያ ሎሚ ሓሙስ ምክያድ ኣብ ዝጀመረ ውድድር ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ...
ኣብ ኬንያ ሎሚ ሓሙስ ምክያድ ኣብ ዝጀመረ ውድድር ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ 2025 ብውድድር ጁኒየር ደቂ ኣንስትዮ ብሽክሌተኛ ፅገ ካሕሳይ ቀዳመይቲ ብምእታው ሜዳልያ ወርቂ ተዓዊታ።
14...
ኲናት ሱዳን ደው ንምባል ኣሜሪካ ብዕቱብ ክትሰርሐሉ እያ – ፕረዝደንት ትራምፕ
ኲናት ሱዳን ብህፁፅ ደው ንኽብል ምስ ሃገራት ዓረብን ዞባዊ ኣካላትን ከም ዝሰርሑ ፕረዝዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጦም፡፡
ኵናት ሱዳን ኣጀንደኦም ከምዘይነበረ ዝሓበሩ ትራምፕ፤ ምስ ወራሲ ዓራት...


