Home Authors Posts by beshir seid

beshir seid

356 POSTS 0 COMMENTS

ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ደምቢ ተጠቃምነት ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ ኣፅዲቑ።

መቐለ፥ጥቅምቲ 07/2018 ዓ.ም. (ቴሌቭዥን ትግራይ) ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሎሚ ጥቅምቲ 07/2018 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ደምቢ መሰልን ተጠቃምነትን ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ ብዝርዝር ዘትዩ...

ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ፥ ኣብ ደቂ ኣንስትዮን ኣዋልድን ትግራይ ገበን ጀኖሳይድ

ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ፥ ኣብ ደቂ ኣንስትዮን ኣዋልድን ትግራይ ገበን ጀኖሳይድ፣ ገበን ኣንፃር ሰብኣውነትን ገበን ኲናትን ከምዝተፈፀመ ብመፅናዕቲ ኣረጋጊፁ። መቐለ፥ ጥቅምቲ 6/2018 ዓ.ም. (ቴሌቭዥን ትግራይ) ኮሚሽን...

“ተመዛበልቲ ድሕንነቶም ተሓልዪ ናብ መረበቶም ምምላስን ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ምርግጋፅን ቐዳምነት...

መቐለ፥ ጥቅምቲ 6/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ) ምኽትል ፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ ምስ ተወከልቲ ዓለም ለኻዊ ትካላት ወድብ ሕቡራት መንግስታት ተራኺቦም ኣብ ዘሳለጥዎ...

ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝተፈፀመ መንነት ተኮር ፆታዊ መጥቃዕቲ ፍትሒ ይጠልብ-...

መቐለ፥ጥቅምቲ 05/2018 ዓ.ም. (ቴሌቭዥን ትግራይ) ብጥምረት መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተኣኻኸቡ ሚልሻታት ኣምሓራን ሰራዊት ኤርትራን ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣነስተዮ ትግራይ ዝተፈፀመ ኣረሜናዊ ተግባራት ብደረጃ ዓለም ዝተውሃቦ ሽፋን...

ኣሜሪካ ኣብ ልዕለይ ሓዱሽ ታሪፍ እንተወሲና ሕነ ክፈዲ ክግደድ እየ –...

መቐለ፥ ጥቅምቲ 03/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ) ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ኩሎም ኣቑሑት ቻይና 100 ሚእታዊት ታሪፍ እንተወሲኾም ኣብ ልዕሊ ምህርቲታት ኣሜሪካ ከቢድ ሕነ...

ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ርዕደ መሬት ኣብ ውሽጢ 20 ዓመታት ኣብ ሰሜን...

መቐለ፥ ጥቅምቲ 02/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ) ትማሊ ባሕቲ ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም. ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ዘጋጠመ ርዕደ መሬት ኣብ ውሽጢ 20 ዓመታት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ...