Home Authors Posts by beshir seid

beshir seid

356 POSTS 0 COMMENTS

አብ ወረዳ ቆላ ተምቤን ንዝርከቡ ዝተፀገሙ ክፋላት ሕብረተሰብ ልዕሊ ሓደ ሚልየን...

አብ ወረዳ ቆላ ተምቤን ንዝርከቡ ዝተፀገሙ ክፋላት ሕብረተሰብ ልዕሊ ሓደ ሚልየን ብር ሓገዝ ተጌሩ። መቐለ፥መስከረም 30/2018 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ኣብ ወረዳ ቆላ ተንቤን ጣብያታት ደርነፀብ፣ መረረ፣...

ብምትሕብባር ዩኒሴፍን ኢንተርናሽናል መዲካል ኮርፕን ብልዕሊ 54 ሚልዮን ብር ዝተሃነፃ ትካላት...

መቐለ፥መስከረም 30/2018 ዓ.ም.( ቴሌቪዥን ትግራይ) ዩኒሴፍ ብዝመደቦ ልዕሊ 54 ሚልዮን ብር ብኢንተርናሽናል መዲካል ኮርፕ ኣብ 5 ወረዳታት ዞባ ማእኸልን ሰሜን ምዕራብን ዝተሃነፃ ትካላት ማይ ግልጋሎት...

ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ እዋን ሰብኣዊ ቕልውላው ብዘርኣይዎ ብሉፅ ኣመራርሓ ካብ...

መቐለ፥ መስከረም 29/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ) ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ እዋን ሰብኣዊ ቕልውላው ብዘርኣዩዎ ብሉፅ ኣመራርሓ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሃርቫርድ "ሽልማት ሰብኣዊነት ኤልሳቤጥ ቢ ዋይንትዝ" ተሸሊሞም። ዩኒቨርሲቲ...

ባንኪ ወጋገን ኣብ ታሪኹ ልዑል ዝበሎ 13 ነጥቢ 5 ቢልዮን ኣታዊ...

መቐለ፥መስከረም27/2018 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ‎ባንኪ ወጋገን ኣብ 2024/2025 13 ነጥቢ 5 ቢልዮን ብር ጠቅላላ አቶት ብምእካብ ኣብ ታሪኹ ዝላዓለ ኣታዊ ከም ዝረኸበ የሳልጦ ኣብ ዘሎ...

ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣካል ክልል ኣምሓራ ከምዝኾነ ተገይሩ ፤ብሚንስቴር ሕርሻ ዝወፀ...

መቐለ፥ መስከረም 26/2018 ዓ.ም. (ቴሌቭዥን ትግራይ) ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣካል ክልል ኣምሓራ ከምዝኾነ ተገይሩ ፤ብሚንስቴር ሕርሻ ኢ/ያ መስከረም 23 2018 ዓ.ም.ዝወፀ ፀብፃብ ንክእረም ቢሮ ጉዳያት...