beshir seid
ጥንታውን ታሪኻውን ይሓ
ሰራሕቲ ፅገና ጥንታዊ ሓድጊ ቤተመቕደስ ይሓ ኣብ መፃኢ ዓመት ከምዝጅመር ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ገሊፁ።
እቲ ስራሕቲ ፅገና ምስ መንግስቲ ፌደራል ብምትሕብባር ዝሳለጥ ምዃኑ ሓላፊ...
ዓወት ኣትሌት ሓጎስ ገ/ሂወት
ኣብ ኖርወይ ኦስሎ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሽሕ ሜትሮ ኣትሌት ሓጎስ ገ/ሂወት ካልኣይ ቅልጡፍ ሰዓት ዓለም ብምምዝጋብ ተዓዊቱ።
ኣትሌት ሓጎስ ገ/ሂወት ብሉፅ ብቕዓት...
ተሳትፎ ሂወት ሕርሻ ሜካናይዜሽን ኣብ ክረምታዊ ሕርሻዊ ንጥፈታት
ትካል ትእምት ዝኾነ ሂወት ሕርሻ ሜካናይዜሽን ሎሚ ዘመን ክራማት ን20 ሽሕ ሓረስቶት ተጠቀምቲ ዝገበር ብትራክተራት ኣገልግሎት ማሕረስ ከም ዝህብ ኣፍሉጡ።
ሂወት ሕርሻ ሜካናይዜሽን ናይ ባዕሉን...
እዋናዊ መግለፂ ውድብ ዓረና ትግራይ ንዲሞክራስን ሉኣላውነትን
ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ፀገም ፀጥታ፣ ሰብኣዊ ቅልውላውን ዉራ መዓድንን መፍትሒ ክረክብ ዝምልከቶ ኣካል ሓላፍነቱ ክፍፅም ዓረና ትግራይ ንዲሞክራስን ሉኣላውነትን ፓርቲ...
ምጅማር ክረምታዊ ማሕረስ
ኣብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ምሩፅ ዘርኢ ምሸላ ብኩታ ገጠም ንምልማዕ ብትራክተራት ዝተሓገዘ ቀዳማይ ዙር ማሕረስ ኣብ ጣብያ መንጠብጠብ ብዕሊ ተጀሚሩ ኣሎ።
እቲ 620 ሄክታር ዝሽፍን...
ብስእነት ናውቲ ሪፈር ጥራሕ ክፅሕፉ ዝተገደዱ ሰብሞያ ጥዕና
ተገልገልቲ መባእታዊ ሆስፒታል ደውሃን ብሰእነት ናውቲ ሕክምናን ቀረብ መድሓኒትን ንዝተፈላለዩ ጥዕናዊ ፀገማት ይቃለዑ ከምዘለው ገሊፆም።
ኣብ ወረዳ ኢሮብ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል ደውሃን ብሰብ ምያ ኣብ...
ፋይዳ_ልምዓት ዓሳ
ኣብ ከተማ ወቅሮ ከውሒ ፀሪቡ ኣብ ምርባሕ ዓሳ ዝተዋፈረ መንእሰይ እቲ ስራሕ መዋፃኣይ ምኻኑ ገሊፁ ።ንባዕለይን ካልኦት ወገናትን ዕድል ስራሕ ፈጢረ ድማ ይብል።
እቲ መንእሰይ...
ተምሃሮን መምህራንን ካብ ትምህርቲ ዝረሓቑላ ኢሮብ
ኣብ ወረዳ ኢሮብ ብሰንኪ እናበኣሰ ዝቕጽል ዘሎ ሕሱም ኩነታት 256 መምህራንን 206 ተምሃሮን ካብ መኣዲ ትምህርቲ ከም ዘቋረፁ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እታ ወረዳ ገሊፁ።ሓላፊ...
ናፃ ወፍሪ ሕክምና መጥባሕቲ ሕማም ዓይኒ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሺሕን 500 ወገናት ናፃ ወፍሪ ሕክምና መጥባሕቲ ሞራ ዓይኒ ካብ 3 ክሳብ 9 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝህብ ኣፍሊጡ ፡፡
ብምትሕብባር...
ሓገዝ ዘርእን ናውቲ ሕርሻን ንሓረስቶት
ሰለስተ ትካላት ገበርተ ሰናይ ንወረዳታት 20 ዓዲ ወጀራትን ሰሓርትን 10 ነጥቢ 9 ሚልዮን ብር ዝግመት ዘርእን ናውቲ ሕርሻን ሓገዝ ንሓረስቶት ኣበርኪቶም።
ልዕሊ10 ሽሕ መራሕቲ ስድራ...









