beshir seid
ደምዳሚ ኣዋጅ ተሳተፍቲ ብሄራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ትግራይ!!
ዋሓስ ድሕንነትን ህላወን ትግራይና - ፅኑዕ ሓድነትና !!
=======================================
ሀ. መእተዊ
ንሕና ብሄረሰባት ኲናማን ኢሮብን ሓዊስካ ካብ ኩሎም ወረዳታት፡ ጣብያታትን ከተማታትን ትግራይ፡ በቢከባቢና ብህዝብና ዝተመረፅና ተወከልቲ ህዝቢ...
ዓመታዊ በጀት ከተማ ሽረ-እንዳስላሴ 2 ነጥቢ 3 ቢሊዮን ብር ኮይኑ ፀዲቑ።
መቐለ፥ መስከረም 23/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ቤት ምኽሪ ከተማ ሽረ-እንዳስላሴ፥ ዓመታዊ በጀት 2018 ዓ.ም. እታ ከተማ 2 ነጥቢ 3 ቢሊዮን ብር ክኸውን ኣፅዲቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ...
መስፍን ፀገማት ትግራይ ኣብ ዝፈትሑ ስራሕቲ ትዅረት ክገብር ፕረዚዳንት ታደሰ ወረደ...
መቐለ፥ መስከረም 22/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ነዙይ ዝበሉ ኣብ መድረኽ ዕላውነት ሓዱሽ ዕላመት (ብራንዲንግ) መስፍን ሓፂነ መፂን ኢንጅነሪንግ (Mesfin...
መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓዱሽ ስምን ኣርማን ዕላዊ ገይሩ።
መቐለ፥ መስከረም 22/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
እቲ "ኣሰር ፅንዓት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሓዱሽ ስምን ኣርማን ብፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ዕላዊ ተገይሩ።
መስፍን ኢንዱስትሪያል...
ሓፈሻዊ በጀት ከተማ መቐለ 2018 ዓ.ም 9 ነጥቢ 4 ቢሊዮን ብር...
መቐለ፥ መስከረም 22/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ቤት ምኽሪ ከተማ መቐለ ሓፈሻዊ በጀት ከተማ መቐለ 2018 ዓ.ም 9 ነጥቢ 4 ቢሊዮን ብር ገይሩ ኣፅዲቑ። ካብዚ ድማ...
ከቢድ ዕንወት ዝበፅሖ ዓውዲ ትምህርቲ ትግራይ ንክሓዊ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ኣካላት ክረባረቡ...
መቐለ፥መስከረም 22/2018 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍቲ ኔት ብ25 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝሃነፆም ሓሙሽተ መምሀሪ ክፍሊታት ብዕሊ ተመሪቖም።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ምክትል ፕረዚደንት...
ፀገም ዝስተ ማይ ከተማ መቐለ ብ ዓቕሚ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝፍታሕ...
መቐለ፥መስከረም 22/2018 ዓ.ም. (ቴሌቭዥን ትግራይ)
ፀገም ፅሩይ ዝስተ ማይ ከተማ መቐለ ብ ዓቕሚ ምምሕዳር እታ ከተማ ክፍታሕ ከምዘይኽእል ሎሚ ቀፂሉ ኣብ ዝውዓለ 4ይ ዘመን መበል...
ኣብ ኣፍሪካ ሃገረ ርዋንዳ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮና ብሽክሌተኛ ዓለም...
መቐለ፥መስከረም 22/2018ዓ/ም(ቴሌቪዥን ትግራይ)
ኣብ ኣህጉርና ኣፍሪካ ሃገረ ርዋንዳ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮና ብሽክሌተኛ ዓለም 2025 ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምውካል ብሉፅ ውፅኢት ዘመዝገቡ ተጋሩ ብሽክሌተኛታት...








