Home Authors Posts by Hailemicheal

Hailemicheal

74 POSTS 0 COMMENTS

ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ትግራይ

ስራሕቲ ዳግመ ሕውየት ሃፍቲ ተፈጥሮ ትግራይ ከቢድ እዋን ፅንተትን ገልታዕታዕ ስደትን ሰጊሮም መሬት እስራኤል ዝረገፁ ናይ መጀመርያ ሰፈርቲ ብድኽነት ዝተጓሳቀሉ መሬቶም ንሕርሻ ዘይጥዕም ምድረ በዳ...

ናብ መረበትና ክመልሰና ተስፋ ዘንበርናሉ ውዕል ናብ ባይታ ክወርድ ብዘይምኽኣሉ ብሰላሕታ...

ንልዕሊ ክልተ ዓመታት ዝቐፀለ ኲናት ፅንተት ብዙሓት ግዳይ ሞት ሕማምን ምምዝባልን ክኾኑ ገይሩ እዩ ። ሞትን ሕማምን ከትርፍ፣ ብወረርቲ ዝተጎበጠ መሬት ትግራይ ሓራ ኣውፂኡ...

<> ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ

ከተማ ማይጨው ኣብ ዘሰናደኣቶ ፅምብል ብዓለ ጥምቀት ኦርቶዶክሳዊ ተዋህዶ ፤ ፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ እውን ተረኺቦም እዮም። ኣብ ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ ዝተመርኰሰ...

ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ካብ ዘሎ ኩለመደያዊ ሓደጋ ንክወፅእ ሐዚ እውን ዝተዋደደ...

ሚኒስተራት ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ ዝመርሑ ስብ መዚ ፌደራል ንዕላው ዑደት ስራሕ መቐለ ኣትዮም።  ሚኒስትሪ ሚኒስተር  ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶ/ር ኦርጉጌ ተስፋየ፣ ሚኒስትሪ ሚኒስተር እቶት...

ኣብ ስራሕቲ መፍረይ ትካል ኣቑሑት ገዛን ቢሮን ምስረሐይ ንባዕለይን ቤተሰበይን ዝለዓለ...

መንእሰይ መለስ ገ/ሂወት ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ መፍረይ ትካል ኣቑሑት ኣረጋይ ገ/መድህን ብሞያ ዲዛይነርን ኦፕሬተርን ተቖፂሩ እናሰርሐ ይርከብ፡፡ እዚ  ዕድል ስራሕ ድማ ንባዕሉን ቤተሰቡን ዝለዓለ...

ዉዝፍ መሃያ ሰራሕተኛ መንግስቲ ብምኽንያት ጉድለት በጀት ክኽፈል ዘይምኽኣሉን ካብ መንግስቲ...

መምህራን ዘልዐልዎ ሕቶ ልክዕ እኳ እንተኾነ ስርሖም ጠጠው ንምባል ዝወሰድዎ ክያዶ ግና መላእ ህፃናት ትግራይ ዝጎድእ ብምዃኑ ናብ ስርሖም ተመሊሶም ተቛሪፁ ዘሎ ከይዲ ምምሃር...

ሕማም ፀላም ከብዲ /hepatitis/

መረዳእታ ውድብ ጥዕና ዓለም ከምዘመላኽቶ ብምኽንያት ሕማም ፀላም ከብዲ /hepatitis/ ዝብገስ ቫይረስ ኣብ ዓመት ኣስታት 1.5 ሚልዮን ሰባት መዓልታዊ ድማ ኣስታት 4 ሽሕ ሰባት...

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ

 ብወረርቲ ከቢድ ዕንወት ዝበፅሖ ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ውሱን ምትዕርራይ ብምግባር ዝተፈላለዩ ዓይነታት መድሓኒት ምፍራይ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። ብከቢድ ዕንወት ንብርክት ዝበለ ግዘ ካብ ግልጋሎት ወፃኢ ኮይኑ...

ዕበ ለገሰ ተዓዋቲ ውድድር ምህዞ ኣቬሽን

መንእሰይ ዕበ ለገሰ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ኖርዘርን ስታር ኣቬሽን ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ሓላፊ ቢሮ ኢኖቬሽን፣ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ትግራይ ዶክተር ከላሊ ኣድሃና መንእሰይ...

ዓለምለኸ ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ኣጋጢሙ ብዘሎ ድርቂ ስዒቡ...

ዓለምለኸ ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ኣጋጢሙ ብዘሎ ድርቂ ስዒቡ ዝረአ ዘሎ ጥሜት ንምፍታሕ ኣብ ዝቐረበ ፃውዒት እጃሙ ንምብርካት ዓሊሙ 25 ሚልዮን ብር...