Home Authors Posts by Hailemicheal

Hailemicheal

74 POSTS 0 COMMENTS

ትግራይ መተሓላለፊት በሪ ማእኸላይ ምብራቕን ኣውሮጳን ንኽትከውን ክንሰርሕ ኢና- መንገዲ ኣየር...

ትግራይ መተሓላለፊት በሪ ማእኸላይ ምብራቕን ኣውሮጳን ንኽትከውን ከምዝሰርሕ ማሕበር ኣክስዮን መንገዲ ኣየር ኖርዝ ስታር ገሊፁ። ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር ዓለምለኸ ወኪል ጒዕዞ እዩ። ከም...

ሃገር ለኸ ኤግዚብሽንን ባዛርን

ኣብ ከተማ መቐለ ካብ መስከረም 24-30/2016 ዓ/ም ጀሚራ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽንን ባዛርንክሳለጥ እዩ። ኣካቢ ኑኡስ ኮሚቴ ምልዕዓልን ፕሮሞሽንን ኣይተ ሓዱሽ ካሱ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ...

ፀጋታት ቱሪዝም ኣብ ምንቕቓሕ ቁጠባ

ፀጋታት ቱሪዝም ከባቢታት ዓብይ ዓድን ከባቢኣን ንምንቕቓሕ ይስራሕ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ልምዓት ቑጠባ  ከተማ ዓብዪ ዓዲ ኣፍሊጡ። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝተወለዐ ልፍንታዊ ጆኖሳይደዊ ኹናት...

ሓዱሽ ዓመት ምስ ዝተፀገሙ ወገናት

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብዝተኻየደ ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ መዕቖቢ ማእኸላትን ካልኦትን  ብጥምየትን ሕማምን ይሳቐዩ ንዘለው ተመዛበልቲ ምድሓን  ናይ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነት እዩ...

ፋይናንሳዊ ስምምዕ መትከል ቴክ ምስ ባንክታት

ማሕበር አክስዮን መትከል ቴክ ውሑስ ንግዳዊ ርክባትን ምዑቡል ፋይናንሳዊ ስርዓትን ንምስላጥ ምስ ዝተፈላለዩ ባንክታት ውዕሊ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡ ዋና አፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሙሉ ኣለም...

ኮንፈረንስ ሆስፒታል መቐለ

ሆስፒታል መቐለ ኣብ ዝሓለፉ ናይ መከራን መኸተን እዋናት ሰራሕተኛታት ንዘበርከትዎ ዝነኣድ ስራሕ ኣፍልጦ ሂቡ፡፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኻየደ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ስዒቡ ኩለን ትካላት ጥዕና...

ሓገዝ ቢራ ሓበሻ ንፅጉማት

ቢራ ሓበሻ ብምትሕብባር ቃና ኢቨንት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ካብ ምርኢት ሙዚቃ ዘተኣኻኸቦ ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ ብር ኣብ ዝተፈላለያ ማእኸላት መዕቆቢ ተመዛበልቲ ንዝተረኸቡን ካልኦት...

ዋዕላ ሰብሞያ ሚድዋይፍ

ብምትሕብባር ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይን ማሕበር ሰብ ሞያ ሚድዋይፍ  ኢትዮጵያን ኣብ ስነ ተዋልዶ ዘድሃበ ዋዕላ ጥዕና ተሳሊጡ:: ኣብ ፅንኩር ኩነታት ኮይኖም ሞያዊ ኣገልግሎት ይህቡ ንዝነበሩ...

ማሕበር ልምዓት ኢሮብ ካብ ዘካየዶ መድረኽ ምትእክኻብ  እቶት ልዕሊ ክልተ ሚልየን...

ማሕበር ልምዓት ኢሮብ ብሰንኪ ወረርቲ ሓይልታት ንከቢድ ማሕበራውን ቁጠባውን ፀገማት ተቓሊዖም ንዘለው ማሕበረሰብ  እቲ ወረዳ ንምሕጋዝ መድረኽ ምትእኽካብ እቶት ዘካየዱ እንትኾኑ ፣ ልዕሊ ክልተ...

ባንኪ ኣቢስንያ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ብር ዝዋጉኡ 110ኩንታል ጣፍ ብማሕበር ደቂ...

እቲ ኣብ ቀረባ እዋን ስርሑ ክጅምር ትፅቢት ዝግበረሉ ፕሮጀክት ንልዕሊ ሰለስተ ሽሕ ዝተፀገማ ደቂ ኣንስትዮ ስራሕ ዕድል ዝፈጥርን ብቐዋሚ ዓርሰን ዝጥውራሉን ፕሮጀክት እዩ። እዚ ፕሮጀክት...