Home Authors Posts by Hailemicheal

Hailemicheal

74 POSTS 0 COMMENTS

ኲናት ዝወለዶ ጥሜት ኢትዮጵያ

ኣብ ትሕቲ ውድብ ምግቢ ዓለም ቅድመ መጠንቀቕታ ጥሜት ዝተብሃለ ትካል ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ፤ ኢትዮጵያ ንኻልኣይ ዘመነ ምህርቲ ብኸቢድ ጥሜት ከምዝተጠቕት ኣመላኺቱ፡፡ ካብ ሰነ ክሳብ መስከረም...

ሓገዝ ንቤተክርስትያን

ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝነባርነቶም ኪሮስ መስፍንን የማነ ግርማይን ዝተበሃሉ ጉዱሳት ተጋሩ ካብ ዝተፈላለዩ ግዱሳት ድያስፖራ ትግራይ ዘተኣካከብዎ ልዕሊ 300 ሽሕ ብር ኣብ ወረዳ ሰላዋ...

ሓገዝ መናፅሂ ንደቂ ኣንስትዮ

ባንኪ ዳሽን ብምትሕብባር ትካል መፍረዪ ተሓዳሲ መናፅሂ ደቂ ኣንስትዮ ሃንስ ኣብ መዑቆቢ ተመዛበልቲ ከተማ ኣኽሱም ንዝርከባ ሓደ ሽሕ ደቂ ኣንስትዮ  በዓል ዓይኒ ዋሪ ምኽንያት...

ዑደት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ መቐለን ማሕበረሰብ ነጋዶን ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ...

ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ መቐለን ማሕበረሰብ ነጋዶን ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ  ፍሉይ ቦታ ሰራዋት ኣብ ህንፀት ዝርከብ ዘመናዊ ዕዳጋ ዑደት ኣካይዶም። ማሕበረሰብ ነጋዶ እቲ ብልዕሊ...

ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ዓለም ለኸ ትካላት...

ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ዝበፀሐ ሰብኣውን ንዋታውን ዕንወት ናብ ንቡር ንምምላስ ዝተዋደደ ስራሕቲ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ከምዝጠልብ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ...

ጭንቂ ፣ ወለዲ ተምሃሮ ክፍታሕ ዶ ይኸውን ?

/ ትዕዝብቲ - ብመሰረት ታደሰ / ኣብ ዝሓለፈ እዋን ተምሃሮ ፤ ከይዲ ትምህርቲ ክጅመር እዩ ምስተብሃለ ሓጎሶም ወሰን ኣይነበሮን፡፡ ሓቆም እዮም ድሕሪ ክልተ ሰለስተ ዓመት...

ሞያዊ ብቅዓት መናእሰይ ንምርግጋፅ ዳግመ ሕውየት ትግራይ ወሳኒ ከምዝኾነ ኣብ ዓውዲ ኣርክቴክቸር ሞያዊ ክእለት ዘለዎም መናእሰይ ገሊፆም፡፡ እዚ ዝተገለፀ ፊሬንድ ፍሬም ዝተበሃለ ትካል አባላት ሰራዊት...

ዝቕባበ ሸርፊ ወፃኢን ኣብ ስራሕቲ አሉምንየምን መስትያትን ዝፈጠሮ ፅዕንቶን

ኣብ ስራሕቲ አሉምንየምን መስትያትን ዝተዋፈሩ ነጋዶ ብሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ዝተፈጠረ ዝቕባበ ንሰራሕቶም ዕንቅፋት ከምዝፈጠረሎም ገሊፆም ፡፡ ኣብ ስራሕቲ አሉምንየምን መስትያትን ዝተዋፈሩ ነጋዶ ከተማ መቐለ ተረኽቡ...

ምረቓ መፅሓፍ ’’ከውሊ ፀሓይ’’

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሐ ግፍዒን በደልን ትዝንቱ’’ ከውሊ ፀሓይ’’ ዝኣርአስታ መፅሓፍ ተመሪቓ ፡፡ እታ መፅሓፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሐ ግፍዕን በደልን ከምኡ እውን...

ምርግጋፅ ተሓታትነት ኣብ ጀኖሳይድ ትግራይ

ኣብ ጀኖሳይድ ትግራይ ኢድ ዘለዎም ንክሕተቱ እንግሊዝ ክተሓባበር ይግባእ - ኣባላት ፓርላማ እንግሊዝ፡፡ ብመሰረት ስምምዕነት ሮማ /ሮምስታቹ/ ኢትዮጵያን እንግሊዝን ንምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ዝፈረማ ሃገራት ምዃነን...