Home Authors Posts by Kiros

Kiros

44 POSTS 0 COMMENTS

እዚ ዕለት ኣብ ታሪኽ- ⁠ኲናት ወርሰገ ተምቤን ( መቓብር ጣልያን)

መቐለ፥19 ለካቲት 2017 ዓ.ም (ቴሌቭዥን ትግራይ) ሕጓ ተምቤን ወርሰገ ሕነ ስዕረት ኲናት ዓድዋ ንምፍዳይ ድሕሪ 40 ዓመት ዝመፀ ወራሪ ሰራዊት ጥልያን ዝተቐበረሉ ፣ኣርማ ፅነዓትን ሓድነትን...

ኣብ ትግራይ ንሓለዋ ከባቢ ዝግበር ትኹረት ትሑት እዩ፦ ተሳተፍቲ ዋዕላ

መቐለ፥ 13 ጥሪ 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ) ኣብ ትግራይ ብመንግስትን ኣብያተ ዕዮን ንሓለዋ ከባቢ ዝግበር ትኹረት ትሑት ብምዃኑ ህዝቢ ግዳይ ብብኽለት ከባቢ ዝመፁ ሓደጋታት ይኸውን...

ብመፅናዕቲ ዝተደገፉ መደባትን ዜናታትን ብምድላው እዋናዊ ድሌት ሓበሬታ ተመልከቲ ንምምላእ ይሰርሕ...

መቐለ፥9 ለካቲት 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ኣብ ዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ህዝቢ ዘማእኸሉን ብመፅናዕቲ ዝተደገፉን መደባትን ዜናታትን ብምድላው እዋናዊ ድሌት ሓበሬታ ተመልከቲ ንምምላእ ይሰርሕ ከም ዘሎ...

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ነጥቢ 7 ቢልዮን ብር ሽፋን...

መቐለ ፥ 8 ለካቲት 2017 ዓ/ም( ቴሌቪዥን ትግራይ) ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ነጥቢ 7 ቢልዮን ብር ሽፋን ኦዲት...

ነበርቲ ስዊድንን ታክ ቢዩዝነስ ግሩፕን ከባቢ 20 ሚልዮን ብር ዝግመት ናውቲ...

መቐለ፥ 23 ጥሪ 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ ) ብኣታሓባባርነት ዲያስፖራ ትግራይ ነበርቲ ስዊድንን ታክ ቢዩዝነስ ግሩፕን ናውቲ ሕክምና ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ተረኪቡ። ማሕበር ሕሙማን ኩላሊት ትግራይን...

ድንጋገታት ደንቢ 21/2017 ዓ/ም

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተግባርን ሓላፍነትን ኣብያተ ምኽሪን ፈፀምቲ ኣካላትን ንምቅፃል፣ንምምሕያሽን ንምጥንካርን ዝወፀ ደንቢ 21/2017 ዓ/ም ምፅዳቁ ይፍለጥ ። ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተግባርን ሓላፍነትን...

በዓል ጥምቀት ባህላውን ሃይማኖታውን ትውፊታቱ ሓልዩ ብዝለዓለ ድምቀት ተኸቢሩ።

መቐለ ፥12 ጥሪ 2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ ) በዓል ጥምቀት 2017 ዓ/ም ባህላውን ሃይማኖታውን ትውፊታቱ ሓልዩ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ተኸቢሩ። ብተኸተልቲ እምነት ክርስተና  በቢዓመቱ  ዝኽበር ...

ሌላ ምስ ገዳም  ስላሴ ጨለቖት

ገዳም እንዳ ስላሴ ጨለቖት ካብ ከተማ መቐለ ንኣንፈት ደቡብ  ምብራቕ 17 ኪሎ ሜትሮ ርሒቑ ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ጨለቖት ይርከብ። ኣብ መፋስስ ሩባ ጨለቖት...

“ዝመፅእ ዘሎ ክረምቲ ኣብ ቅዳድ ኬንዳን ኣብ ጥሜትን ከይንኸርም ዝምልከቶም ኣካላት...

መቐለ፥ 29 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም( ቴሌቪዥን ትግራይ) ዝመፅእ ዘሎ ክረምቲ እውን ኣብዚ ቅዳድ ኬንዳን ኣብ ጥሜትን ከይንኸርም ዝምልከቶም ኣካላት ናብ መረበትና ይመልሱና ክብሉ ካብ ዝተፈላለዩ...

ዝኽሪ ጨፍጫፋት ቅንያት በዓል ልደት

ሓይልታት ፅንተት ኣብ ኩሉ ከባብታት ትግራይ ከበድቲ ገበናት ኲናት፣ ገበን ኣንፃር ሰብኣውነትን ከምዝፈፀሙ ብዝተፈላለዩ ትካላት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰልን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ተረጋጊፁ እዩ።ፅንተት ትግራይ...