Kiros
ሌላ ምስ ሁራ ሰለስተ
እንታይነት ሁራ ሰለስተ
ኣብ ከባቢታት ኣፅቢን ወንበርታን ብኣብዛሓ ዝፍለጥን ዝፅወትን እዩ። ብዝተፈላለየ ቅድን ውቕዒትን ይፅወት።ሁራ ሰለስተ ኣብ ኣፅቢን ወንበርታን ብፍሉይ ድማ #ትሸዓንተ ዓዲ...
ፈለማ ቫይረስ ኮሮና ዝተርኣየላ ሃገረ ቻይና ሓበሬታ ንከተካፍል ተሓቲታ።
መቐለ፥ 22 ታሕሳስ 2017 ዓ/ም( ቴሌቪዥን ትግራይ )
ኣብ ቻይና ከተማ ዉሃን ቅድሚ 5 ዓመት ብዛዕባ ዘጋጠመ ተላባዲ ሕማም ኮሮና ፈለማ እቲ ቫይረስ ዝተርኣየላ ሃገረ...
ኣብ ጉዳይ መሬት ዘለው ፀገማት ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣለኹ- ቤት ፅሕፈት ኣጠቓቕማን...
መቐለ፥11 ታሕሳስ 2017 (ቴሌቪዥን ትግራይ )
ኣብ ዙርያ መሬት ዘለው ፀገማት ንምፍታሕ ዘበናዊ ኣሰራርሓታት ብምትእትታውን መምርሕታት ብምድላውን ይሰርሕ ኣለኹ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት...
ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ልምዓት ኢንቨስትመንት ወረዳታት ራያ ጨርጨርን ራያ...
መቐለ፥ 04 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ምምሕዳር ወረዳ ራያ ጨርጨር እንታይ ይብል?
ምምሕዳር ወረዳ ራያ ጨርጨር ብዛዕባ ኣብታ ወረዳ ዘለው ኢንቨስተራት ኣመልኪቱ ከምዝሓበሮ ካብቶም ዘለው...
ምምሕዳር ከተማ መኾኒ ን 152 ስድራ ስውኣት ነንሕድሕዶም 140 ካሬ ሜትር...
ምምሕዳር ከተማ መኾኒ ምእንተ ህላወ ህዝቢ ትግራይ ክብሉ ክባር መስዋእቲ ዝኸፈሉ 152 ጀጋኑ ስዋኣት ንስድርኦም ዝኸውን ነንሕድሕዶም 140 ካሬ ሜትር መንበሪ ቦታ ዓዲሉ።
ከንቲባ ከተማ...
ነበርቲ ወረዳ ኢሮብ ተጀሚሩ ዘሎ ህንፀት መንገዲ ቀልጢፉ ክዛዘመሎም ሓቲቶም።
መቐለ፥1 ታሕሳስ 2017ዓ/ም ( ቴሌቪዥን ትግራይ )
ነበርቲ ወረዳ ኢሮብ ንዕዳጋን ካልኦት ማሕበረ ቁጠባዊ ንጥፈታትን ናብ ከተማ ዓድግራት ንምኻድ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ብር እናኸፈሉ ብምኻኖምን...
ሓዱሽ መመሓየሺ ደንቢ ታሪፍ ግልጋሎት ኣብያተ መዘጋጃ ትግራይ ፀዲቑ።
መቐለ፥ 19 ሕዳር 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ትግራይ ሓዱሽ መመሓየሺ ደንቢ ታሪፍ ግልጋሎት ኣብያተ መዘጋጃ ትግራይ ከም ዘፅደቐ ዳይሬክተር ምምሕያሽ ግልጋሎት...