thomas
ንህዝቢ ትግራይ ወኪሉ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝፈረመ መሪሕነት ህወሓት ብዝኣተዎ ውጥጥ ኣብ...
መቐለ፥ 26 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ድሕሪ ምፍራም ውዕል ፕሪቶርያ ክልተ ዓመት ሕዚ እውን ህዝብና ናብ መረበቱ ኣይተመለሰን። ነቲ ውዕል ዝፈረመ መሪሕነት ውድብ ህወሓት...
ህዝቢ ዘጋጥሙዎ ፀገማት ተወዲቡ ንምፍታሕ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ክጠናኸር ይግባእ ኢሉ...
መቐለ፥ 20 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ማእኸላ ኣብ ሚዘር 70 ካሬ ከተማ መቐለ ዝገበረት ሓ/ዝ/ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ቤት ትምህርቲ ፈለግ መስራታይ ጉባኤኣ...
ሌላ ምስ ገዳም ገብርኤል ወቕየን
መቐለ፥ 19 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
እቲ ቦታ ፃምእ ነፍስኻ ብዘርዊ ንፁህ ኣየር ዝተመልአ፣ ሃረርታ ዓይንኻ ብዝዕንግሉ ውቁባት መልክዓ ምድሪ ዝማዕረገ እዩ። ዳዕሮ፣ ቖልቋልን...
ኣብ ትግራይ ሰኣን መስርሒን መሸጥን ቦታ ልዕሊ ክልተ ቢልዮን ብር ኣብ...
መቐለ፥ 18 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ደኣንት ንሕውየትን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ትግራይ ብዝብል ብቢሮ ቴክኒክ፣ ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ትግራይ ዝተዳለወ ሃገርለኸ ዋዕላ ተሳሊጡ።
ብሰንኪ...
ብሰንኪ ምቁርራፅ መብራህትን ሕፅረት ትራንስፎርመርን 1050 ትካላት ማኑፋክቸሪንግ ስርሐን ጠጠው አቢለን...
መቐለ፥ 12 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ምቁርራፅ መብራህትን ሕፅረት ትራንስፎርመርን 1050 ትካላት ማኑፋክቸሪንግ ስርሐን ጠጠው ከም ዘበላን ነቲ ፀገም ንምፍታሕ ምስ...