thomas
ጄኖሳይድ ትግራይ እንትንዝክር ሕሉፍ ፅንተት ጥራሕ ዘይኮነስ ሕዚ እውን ኣብ ሰላሕታዊ...
መቐለ፥ 17 ሕዳር 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ዝኽሪ 4ይ ዓመት ጄኖሳይድ ትግራይ ሕሉፍ ፅንተት ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ሕዚ እውን ኣብ ሰላሕታዊ ፅንተት ከም ዘለና ንምዝኽኻር እዩ...
“ኵሊተይ ከውፅእዎ ኢሎም እንታይ እየ ክገብር…? ኢሉኒ ወደይ”
መቐለ፥ 17 ሕዳር 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ወ/ሮ ኣስካለ ውበተ ይበሃላ። ነባርነተን ኣብ ከተማ ኣኽሱም ጣቢያ ሓወልቲ እየን። እዘን ወላዲት ማእገር ክኾነኒ ኢለን ዘምሀርኦ ውላደን...