weyante buzuneh
ምረቓ ዳግመ ህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ወረዳ እምባ ስነይቲ
ኣብ ወረዳ እምባሰነይቲ ከተማ ነበለት አብ መሰናድኦ ቤት ት/ቲ ጌታቸው ወልዱ :ኻልኣይ ቤት ት/ቲ እምባስነይትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት /ቲ ነበለትን ብልፍንታውያን ፀላእቲ ዝበፅሐን...
”ንልዕሊ 5 ዓመታት እዚ ዝበሃል ማይ ኣይወቕዐናን ”፦ ሓረስቶት ጣብያ ገብሌን
ቀሺ ኣረጋዊ ካሕሳይን ወ/ሮ ኣበባ ደስታን ነበርቲ ጣብያ ገብሌን ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕ እንትኾኑ ሓዳር ካብ ዝምስርቱ ልዕሊ 60 ዓመት ዘቁፀሩ ወለዲ እዮም፡፡ እዞም ወለዲ...
ድሕሪ ኵናት እውን ኣዴታትን ህፃናትን ትግራይ ኣብ ከቢድ ጥዕናዊ ፀገማት ይርከቡ-ቢሮ...
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ምስ ዩንቨርስቲ መቐለ፤ ምርምር ጥዕና ትግራይን ካልኦት መድረግቲ ኣካላትን ብምትሕብባር ብኵናት ኣዝየን ኣብ ዝተሓሰያ 19 ወረዳታት ትግራይ ኣብ ጥዕና አደታትን...
ብትምህርቲ ዝማዕበለ ዜጋ ምፍራይ ንትንሳኤ ትግራይ ወሳኒ እዩ” ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ
ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ነዚ ዝሓበሩ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ብሉፅ ነጥቢ ንዘመዝገቡ ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ሽልማት ኣፍልጦ ኣብ ዝተውሃበሉ ሰነ-ስርዓት ተረኺቦም ሽልማት ኣብ ዝሃብሉ...
ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ነቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ጥሜት 50 ሚልየን ቅርሺ...
ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሎሚ 16 ሕዳር 2016 ዓ.ም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ።
ኣብ ትግራይ ብፍላይ ኣብ ዞባታት ማእኸል፣ ምብራቕ፣ ደቡብ ምብራቕን ደቡብን ብዘጋጠመ ከቢድ...
መበል 27 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ 15 ሕዳር 2016 ዓ/ም...
ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ ኘሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብምኽንያት ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ኲናት ሲዒቡ ኣብ መሰረተ ልምዓት ስፖርት ዝበፅሐ ዕንወት...
ኣብ ከተማ መቐለ ዝህነፅ መፍረይ ሓፂን ሌጀንድ ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ዕላዊ ኾይኑ።
ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ብወረርቲ ሓይልታት ከም ህዝቢ ኩሉ ዓይነት ጥፍኣት ተፈፂሙልና እዩ፤ ሳላ ሓድነትና ኣስጢምና ዝተቓለስና ግና ኣብዚ በፂሕና ኣለና በሉሞ...
ንከተማ መቐለ ተዘዋዊሮም ዝተዓዘቡ ካብ ሃገረ ዩጋንዳን ሶማሊላንድን ዝመፁ ከንቲባታት ዝተመዛበለ...
ንከተማ መቐለ ተዘዋዊሮም ዝተዓዘቡ ካብ ሃገረ ዩጋንዳን ሶማሊላንድን ዝመፁ ከንቲባታት ዝተመዛበለ ህዝቢ ናብ መረበቱ ክምለስ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ብዕቱብ ክሰርሑ ፀዊዖም፡፡
ካብ ሃገረ ዩጓንዳን ሶማሊላንድ...
ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ...
ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ንኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላ በርነን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ ዝዘተይሉ እዋን መንግስቲ ኣየርላንድ መቐፀልታ እቲ ዝሓለፉ ዓመታት ንህዝቢ ትግራይ...
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርታዊ ስልጠናን ቅድሚ ኲናት ዝነብሩ ሰልጠንቱ ዝጀመርዎ ስልጠና...
ትግራይ ንዝቅፅል ነዊሕ መዋእል ብዘይ ሓላውን ተካእን ወለዶ ንምትራፍ ዓሊሙ ዝቀንዐ ጆኖሳይዳዊ ኩናት ኣብ ትግራይ ዝነበሩ 44 መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጃት ብወረርቲ ሓይልታት ኩሉ...