ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ኣይተ ኣሸናፊ በርሀ ጉሮቱ ወዲ ወጀራትን ንሚድያታት ትግራይ 250 ሽሕ ብር ሓጊዞም
ኣይተ ኣሸናፊ በርሀ ጉሮቱ ንሰራሕተኛታት ቴሌቬዥን ትግራይን ንድምፂ ወያነ ትግራይን ንኤፍ ኤም መቐለ ንጋዜጣ ወይን ሓገዝ ኢሎም ዝላኣኽዎ 250 ሽሕ ብር ነተን ሚድያታት ተኸፋፊሉ ኣሎ፡፡

ኣይተ ኣሸናፊ በርሀ ወዲ ወጅራት ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ መኸተ ትግራይ እውን ዝተፈላለዩ ሓገዛት እናገበሩ ዝመፁ ምኻኖም ይፍለጥ፡፡