Home ዜና ሰበር ዜና – ደብዳብ ነፋሪት ኣብ ከተማ መቐለ

ሰበር ዜና – ደብዳብ ነፋሪት ኣብ ከተማ መቐለ

1094

ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ ነሓሰ 20 /2014 ዓ/ም ሰዓት 6፡40 ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ነፋሪት ፈፂሙ ኣሎ። እዚ ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ ብዝፈፀሞ ደብዳብ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ ዝርከብ ኣፀደ ህፃናት ከባቢኡን ብዝፈፀሞ ደብዳብ ህፃውናት ዝርከብዎም ብርክት ዝበሉ ሰለማውያን ንሞትን ከቢድ መጉዳእትን ኣብፂሑ ኣሎ፡፡