Home ዜና ካብ መግለፂ ኣባል ሰንተራል ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ካብ መግለፂ ኣባል ሰንተራል ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ

1424

– ዝሓልፉ 11 መዓልቲታት ኣብ ትግራይ መስተንክራትን ታሪኽን ዝትመዝገበለን እየን።

– ህዝቢ ትግራይ ሐዚ እውን ኣብ ደቅኻ ተኣማመን።

– መስርዕ ሰራዊት ከይዛሪ ክንስለፍን ክንኸትትን ይግባእ።

– ሰራዊት ኢሳያስ ብምሉእ ዓቅሚ ይሳተፍ ኣሎ።

– ጥምረት ሰራዊት ኣብይን ኢሳያስ ኣብ’ቲ ኩናት ዘምፅኦ ለውጢ የለን። ስለዚ ኩሎም ህዝቢታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ነቲ ኲናት ክቃወሙ ይግባእ።

– ህዝቢ ኤርትራ፣ ህዝቢ ዓፋርን ህዝቢ ኣምሓራን ምስ ህዝቢ ትግራይ ብፅቡቕ ጉርብትና ንክነብር ከም መርሕነት መንግስቲ ትግራይ እና ንሰርሕ ዘለና።

– ሐዚ እውን ድልየት ህዝቢን መንግስትን ትግራይ ሰላም እዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ እቲ ጋዜጣዊ መግለፂ ሎሚ ምሸት ይፀበዩና።