Home ዜና ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌደራል መቐለ ኣትዮም

ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌደራል መቐለ ኣትዮም

1122

ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝትመረሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌደራል ሎሚ መቐለ ኣትዮም። እቶም ልኡኻት መንግስቲ ፌደራል ብሰብ ስልጣን መንግስቲ ትግራይ፣ መረሕቲ ሃይማኖትን ዓብይቲ ዓድን ኣብ መዕረፊ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ኣቀባበል ተገይሩሎም።