ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ወፍሪ ተኸላ ፍልሲ ኣካይዶም ።
ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ትግራይ ምስ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ብምኻንኣብ ወረዳ እንደርታ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም ። እቲ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ብወረርትን ፋሽስታውያንን ዝበረሰ ደኒ ትግራይ ንምትካእ ዝዓለመ እንትኾን ሰራዊት ትግራይ ኣብ ግንባርን ደጀንን ዝገብርዎ ዘለዉ ኩለ መዳይ መኸተ ዘመልክትን ህዝባዊነቱ ዘረጋገፀሉን እዩ ተባሂሉ ።
![](https://tigraitv.com/wp-content/uploads/2022/07/vlcsnap-2022-07-07-09h39m12s872-1024x576.png)
ዝርዝሩ ክነስዕብ ኢና።