Home Authors Posts by thomas

thomas

75 POSTS 0 COMMENTS

ተመራፂ ፕረዝዳንት ትራምፕ ምስ መራሕቲ ሩስያን ዩክረይን ብስልኪ ተዛትዮም – ስካይ...

መቐለ፥ 02 ሕዳር 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ቅድሚ ቤተ መንግስቲ ዋይትሃውስ ምእታዎም ኲናት ዩክረይንን ሩስያን ደው ምባል ቀዳማይ ስረሖም ከም ዝገብርዎ ንደገፍቶም ቃል ኣትዮም ዝነበሩ...

ንተጋደልቲ ሓርበኛታት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት መንበሪ ቦታ ከም ዝወሃብ ቢሮ...

መቐለ፥ 29 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ኣብ ሰለስቲኡ ምዕራፍ ዝተጋደለ ትግራዋይ ሓርበኛ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት መንበሪ ቦታ ክረክብ መሬት ከም ዘዳልው ቢሮ መሬትን...

ን400 መናእሰይ ስልጠና ፈጠራ ስራሕ ምሃብ ጀሚረ – ኢንስቲትዩት ልምዓት ኢንተርፕነርሺፕ...

መቐለ፥ 28 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ኢንስቲትዩት ልምዓት ኢንተርፕነርሽፕ ኢትዮጵያ ን400 መናእሰይ ከተማ መቐለ ስልጠና ፈጠራ ስራሕ ምሃብ ከምዝጀመረ ገሊፁ። እቲ ስልጠና ዓለም ለኸ ሰሙን...

ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ባንኪ ንምስግጋር ትሰርሕ ምህላዋ...

መቐለ፥ 23 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ባንኪ ንምስግጋር  ብቴክኖሎጂን ሓይሊ ሰብን ምድላው ትገብር  ምህላዋ ኣፍሊጣ። እታ ትካል ኣብ...