weyante buzuneh
ባንኪ ዓለም ንመሳለጢ ማሕበራዊ ግልጋሎት ዝውዕል 180 ሚልዮን ብር ንምምሕዳር ከተማ...
ባንኪ ዓለም ንመሳለጢ ማሕበራዊ ግልጋሎት ዝውዕል 180 ሚልዮን ብር ንምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ድጋፍ ገይሩ።
ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት እቲ ብባንኪ ዓለም ዝተገበረ ገንዘባዊ ድጋፍ ብሰንኪ ወረርቲ...
ነብሰ-ፁር ኣዴታት ግቡእ ግልጋሎት ወሊድን ክትትል ብዘይምርካበን ንዝተሓላለኹ ፀገማትን ሕማማትን ...
ነብሰ ፁር ወ/ሮ ወጋሕታ ሓለፎምን ወይዘሮ መረስዑ ሃፍቱን ኣብ ሆስፒታል መቐለ ዝወለደት መድህን ሃይለማርያምን ካብ ዝተፈላለያ ከባብታት ትግራይ ተጓዒዘን ኣብ ሆስፒታል መቐለ ኣብ ክፍሊ...
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሕፅረት ስነ-መዓዛ ምግቢ ኣብ ምቕራፍን ኣብ ህንፀት ወለዶን...
ህዝቢ ትግራይ ንሓደጋ ኣብ ዝተቓለዐሉ እዋን ቅድሚ 34 ዓመት ብ1981 ዓ/ም ዝተመስረተት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብቲ ከቢድ እዋን ህዝቢ ኣብ ምድሓን ከምዝሰርሐትን ቀፂላ ድማ...
ኣብ ትግራይ መጠን ድኽዳኸ ህፃናት ብዝለዓለ ብርኪ ከምዝወሰኸ ምንካይ ድኽዳኸ ህፃናት...
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኣጋጢሙ ዘሎ ቑጠባዊን ማሕበራዊን ቅልውላው መጠን ድኽዳኸ ህፃናት ናብ ዝልዓለ ብርኪ ከምዝበፅሐ ቃል ኪዳን ሰቖጣ ገሊፁ ፡፡
ብዚ መሰረት ኣብ ትግራይ ብሰንኪ...
ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ኣክሱም ብሰንኪ ኵናት ኣብያተ ትምህርቲ ብምዕናወንን ተመዛበልቲ...
ተምሃሪት ኣርያም ኣሰፋን ተምሃራይ ኤልያስ ፍስሃፅዮንን ኣብ ከተማ ኣክሱም ምሉእ ቐዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ወይዘሮ ጣጡስ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ እዮም፡፡ እዞም ተምሃሮ ኣብ ...