DON'T MISS
ንሓደጋ ምስንጣቕ ማህፀን ዝተቓልዐት ንእስቲ . . .
ንእስቲ ትርፈ (ንክብራ ክበሃል ሽማ ዝተቐየረ) ኣብ ከባቢ ኣኽሱም ዕዳጋ በርሀ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ትነብር ንእስቲ እያ።ኣብ ዕዳጋ በርሀ ዝነበረ ጥዕና ጣብያ ሙሉእ ብሙሉእ...
“ድሌት ህዝቢ ትግራይ ኣይጉዕፀፅን” ኣምባሳደር ፍሰሃ ኣስገዶም
----
ጉዳይ ዘተ ሰለም ግዘ ዘይህብን ምስ ህላወ ህዝቢ ትግራይ ዝተሓሓዝን ምዃኑ ኣምባሳደር ፍሰሃ ኣስገዶም ገሊፆም፡፡
ምስ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ዝግበር ዘተ ሰላም ብውሕልናን ጥበብን...
ትግራይን ጎቦታታን
ኣብ #ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ጉጉይ ፖሊሲን ዘይግቡእ ኣተሓሕዛን ኣጠቓቕማን መሬት ብዝተፈላለዩ ሓደጋታት ፍግረ መሬትን ምጉሕጓሕ ልሙዕ ሓመድን ተሳጢሑ ብምፅንሑ ትሕዝቶ ልሙዕ ሓመድ ጠፊኡ፣ ፍርያት...