Editorial Team
ዕማም ተሓለቕቲ ስቪክ ማሕበራት ትግራይ
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይድ ዝፈፀሙ ገበነኛታት ናብ ዓለም ለኸ ሕጊ ቀሪቦም ክሕተቱ ብዝለዓለ ሓላፍነት ከምዝሰርሕ ቤት ፅሕፈት ጥምረት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰል ስቪል ማሕበራት...
ኣብ ምርግጋፅ ሃለዋትን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ግደ ስቪክ ማሕበራት ትግራይ
ጥምረት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰል ስቪል ማሕበራት ትግራይ ምጥያሹ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ይበፅሕ ዘሎ ግፍዕን ፅንተትን ብዝተማእኸለ መንገዲ ተፀኒዑን ተሰኒዱን ገበነኛታት ናብ ሕጊ ቀሪቦም...
ሓደጋ ዘንፀላለዎ ተስፋ ሰላም
ተስፋ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ፅልግልግ ከም ዝኣተወ ዘ-ጋርዲያን ፀብፂቡ፡፡ብስርዓት ኢትዮጵያን መንግስቲ ትግራይን ተቐባልነት ረኺቡ ዝነበረ ተስፋ ሰላም ግዚያዊ ተኹሲ ደው ምባል፤ ፋሽስታውያን ሰብኣዊ ሓገዝ...
ምጅማር ስራሕ ጥምረት ተሓለቅቲ ሰብኣዊ መስል ሲቪክ ማሕበራት ትግራይ
ጥምረት ተሓለቅቲ ሰብኣዊ መስል ሲቪክ ማሕበራት ትግራይ ብዕሊ ስርሑ ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ።እቲ ጥምረት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሑ ዘለው ግፍዕታት ፅንተትን ኣፅኒዑ ብምስናድ ገበነኛታት...
“ናብ ትግራይ ብመካይን ሰብኣዊ ሓገዝ ከእትው ኣይከኣልኩን።” ማሕበር ቀይሕ መስቀል ዓለም
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ዓለም ናብ ትግራይ ብመካይን ሰብኣዊ ሓገዝ ከእትው ከምዘይከኣለ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኣወጀ ግዚያዊ ተፃብኦ ደው ምባል ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ...
ግፍዒ ውለቀ መላኪ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ነበርቲ ጉለምኸዳ
ኣቦይ ተስፍኡ ዘውደ ነባራይ ወረዳ ጉሎ መኸዳ ጣብያ ፍረ ዳሽም እዮም፡፡ እዞም ወላዲ ወሊዶም ዝኸበዱ ዝዘመዱ በዓል ፀጋ ዕድመ እዮም፡፡ኣብ ጉዕዞ ህይወቶም ወግሐ ፀብሐ...





