ኣብ ወረዳ ኣስገደ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ሕፃፅ ብዕለት 2 ሰነ 2015 ብዝዘነበ ህቦብላ ንፋስ ዝተሓወሶ ከቢድ ዝናብ ኣብ ልዕሊ ህይወትን ኣባይትን ተመዛበልቲ ከቢድ ጉድኣት ከም ዝበፀሐ ተሓቢሩ። ኣብ ወረዳ ኣስገደ መዕቖቢ ተመዛበልቲ ሕፃፅ ብዕለት 2 ሰነ 2015 ብዝዘነበ ህቦብላ ንፋስ...
ትካል ምግባረ ሰናይ ትእምት ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ጆኖሳይዳል ኵናት ንምምካት ኣካል መጉዳእቲ ንዝኸፈሉ ሃርበኛታት ትግራይ ብቀፃልነት ንምድጋፍ ፕሪጀክታት ሓንፂፃ ከም እትሕግዝ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ምግባረ ሰናይ ትእምት ኣይተ ጥላሁን ታረቀ ሓቢሮም ፡፡ ኣይተ ጥላሁን ብፍሉይ ንምስንዳእ...
ኣብ ውሽጥን ደገን ዝርከብ ህዝቢ ትግራይን ፈታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ብሓፈሻ ንጀጋኑ ተጋደልቲ ብፍላይ ድማ ንጀጋኑ ጉዱኣት ኲናትን ስድራ ስውኣትን ትግራይ ግቡእ ክብሪ ተዋሂቡዎም ብዘላቕነት ንምድጋፍን እግሪ ንምትካልን ኣብ ዝግበር ዘሎ ርብርብ ዝጀመረዎ ድጋፍ ኣጠናኺሮም ክቕፅልሉ ኮሚሽን ሓርበኛታት...
ሓሰኻ ባርኖስ ኣብ ኩለን ጣብያታት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣብ 2495 ሄክታር ጉድኣት ከም ዘብፀሐ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። መቐለ፣ሰነ 02፣2015 (ኤመሓት) ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ካብ 22 ጉንበት ጀሚሩ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ባልዕ ባርኖስ ከምዘጋጠመን ከቢድ ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎን...
ኣዴታት ኣብ ልምዓት መስኖ ወ/ሮ ኪሮስ ጊደይን ኣፀደ በዛብህን ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ኣብ ልምዓት መስኖ ዝትዋፈራ ኣዴታት ኮይነን ተወዲበን ኣብ ዝትወሃበተን መሬት ባህላዊ ድኹዒ ተጠቂመን ዝተፈላለዩ ኣሕምልትን ፍራምረን እንዳተኸላ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብዚ ሐዚ እዋን ግራውተን...
ሓገዝ ማሕበር 70 እንደርታ ስዊዘርላንድ ማሕበር ሰብዓ እንደርታ ሲዊዘርላንድ ዝላኣኽዎ ልዕሊ 500 ሽሕ ብር ንዝተፀገሙ ኣረጋውያን ኣዴታትን ነበርቲ ወረዳ እንደርታ ጣብያታት መንበረ ቁዱሳንን ለምለምን ተዋሂቡ።እቶም ኣረጋውያንን ኣዴታትን ዝተገበረሎም ሓገዝ ኣመስጊኖም፡፡ ኣቦ ወንበር እታ ማሕበር ኣይተ ኣበራ ተስፋይ ንቐፃሊ ዝትፅገመ ህዝቢ...
ካብ ትግራይ ክሳብ የመን ዝተዘርግሐ ዘይሕጋዊ መሓውር ደላሎ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ በፂሑ ከም ዘሎ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ኣተሓሳሲቡ። ሓላፊ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ትግራይ ኣይተ ሓዱሽ ስባጋድስ ኣብ ዙርያ ዘይሕጋዊ ስደትን ዘስዕቦ ዘሎ ሓደጋን ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ...
"45 ሚልየን ብር ሓገዝ ካብ ሱዑዲ ዓረብ ነበርቲ ሪያድ " ሕብረት ተጋሩ ነበርቲ ሳውዲ ዓረብ ከተማ ሪያድ ንጉዳኣት ሰራዊት ትግራይ ዝውዕል ልዕሊ 45 ሚልዮን ብር ሓገዝ ገይሮም፡፡ኣብ ዝሓለፋ ዓመታት ህዝቢ ትግራይ ምስ ዝገጠሞ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ብዕቱብነት ክነጥፍ ኣሜሪካ ኣተሓሳሲባ፡፡ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ደመቀ መኮነን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ሰብኣዊ መሰል ምዕራብ ትግራይ ክትነጥፍ ከም ዝግባእ ኣተሓሳሲቦም፡፡ ኣንቶኒ ብሊንከን...
ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ዝርከቡ ተጋሩን ፈተዉቲ ተጋሩን ፀገም ህዝቢ ትግራይ ብዘላቕነት ንከብቅዕ ርብርብ ክግበር ዝፅውዕ ሰልፊ ኣብ ምስላጥ ይርከቡ። ድሕሪ ስምምዕ ሰላም እውን እንተኾነ ህዝቢ ትግራይ ብወረርቲ ሓይልታት ከበድቲ ግፍዕታት ይበፅሖ ብምህላዉ እቲ ስምምዕ ሰላም መሊኡ ተግባራዊ ንክኸውን እዮም...