WHAT'S NEW
መድሓኒት ምግብን ስለዝስኣንኩ ኣብ ጎደና ወፂኣ ክልምን ተገዲደ- በዓል ሞያ ኮንስትራክሽን...
ካብ ሞያ ኮንስትራክሽን ናብ
መድሓኒት ምግብን ስለዝስኣንኩ ኣብ ጎደና ወፂኣ ክልምን ተገዲደ- በዓል ሞያ ኮንስትራክሽን ኣይተ የማነ ብስራት፡፡
ብሰንኪ ፋሽስታውያን ዝፈጠርዎ ክባን ዕፅዋን ዝጥቀም ዝነበረኩ...
ACCESSORIES
እዚ ዕለት ኣብ ታሪኽ- ኲናት ወርሰገ ተምቤን ( መቓብር ጣልያን)
መቐለ፥19 ለካቲት 2017 ዓ.ም (ቴሌቭዥን ትግራይ)
ሕጓ ተምቤን ወርሰገ ሕነ ስዕረት ኲናት ዓድዋ ንምፍዳይ ድሕሪ 40 ዓመት ዝመፀ ወራሪ ሰራዊት ጥልያን ዝተቐበረሉ ፣ኣርማ ፅነዓትን ሓድነትን...
WINDOWS PHONE
ኣብ ኢድ ወረርቲ ሓይልታት ዝርከብ ሉእላዊ መሬት ትግራይ ንምምላስ ኩለመደያዊ ቃልሲ...
ኣብ ኢድ ወረርቲ ሓይልታት ዝርከብ ሉእላዊ መሬት ትግራይ ንምምላስ ኩለመደያዊ ቃልሲ ከምዝሓትት ሌተናል ጀነራል ዮውሃንስ ወልደጀወርግስ ኣተሓሳሲቡ።
እቶም ጀነራል ነዚ ዘተሓሳሰቡ...
LATEST ARTICLES
ኣብ ልዕሊ ዘለና ፀገም ካብ ዝተወሃበና መስርሕ መሸጥን ቦታ ተልዓሉ ንብሃል ኣለና – ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ዝተወፈሩ ኣካላት
ኣብ ልዕሊ ዘለና ፀገም ካብ ዝተወሃበና መስርሕ መሸጥን ቦታ ተልዓሉ ንብሃል ኣለና - ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ዝተወፈሩ ኣካላት ድሕሪ ኲናት ትግራይ ክሳብ ሐዚ ካብ ዝተወሃቦም መስርሕን መሸጥን ቦታ ዘልዓልናዮም መፍረዪቲ ትካላት ማኑፋክቸሪንግ የለውን- ቤ/ፅ/ት ደኣንት ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳስትሪ መቐለ መቐለ፥ ጉንቦት 15/2017 ዓ/ም (ቴሌቭዥን ትግራይ) ኣብቲ ብምትሕብባር ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራትን ምምሕዳር ከተማን ከተማ መቐለ ዝተዳለወ መድረኽ "መፍረይቲ ትካላት ማኑፋክቸሪንግ" ኣብ ምሕደራን ኣወሃህባን...
ዜና ትግርኛ – ምሸት ሰዓት 1፡00 – 13 ጉንበት 2017 ዓ/ም | #Tigrai_Television | #ቴሌቪዥን_ትግራይ |
https://youtube.com/live/V2WvR8I1U6E
ኣብ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጥንታውያን ሓድግታት ብኳዕቲ ተረኺቦም።
መቐለ፥ ግንቦት 13/2017 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ ) ኣብ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጣብያ ሓድነት ቁሸት ሰጣ ፍሉይ ስሙ " ማይቅጫዎ " ዝተብሃለ ቦታ ሓድግታት ብኳዕቲ (ኣርኬኦሎጂ) ከም ዝተረኸበ ዩኒቨርስቲ ዓድግራት ኣፍሊጡ። ኣብ ዩኒቨርስቲ ዓዲ ግራት ኣብ ዙሪያ ቱሪዝምን ሓድግን ዝነጥፉ መምህር ሓጎስ ገብረማርያም ንቴሌቪዥን ትግራይ ብስልኪ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ እቶም ሓድግታት ኣይተ ሚኬአለ ተስፋማርያም ዝተብሃሉ ነባራይ ጣብያ ሓድነት ሓረስታይ ንሕርሻዊ ማእቶት እንዳኳዓቱ...
ዜና ትግርኛ – ቀትሪ ሰዓት 6፡30 – 13 ጉንበት 2017 ዓ/ም | #Tigrai_Television | #ቴሌቪዥን_ትግራይ |
https://youtube.com/live/q7vwSX1ElCY