DON'T MISS
ኣብ ከተማ መቐለ ንክልተ ሰሙን ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ቫይረስ ኮረና ተጀሚሩ
ወፍሪ ክታበት ቫይረስ ኮረና ኣብ ከተማ መቐለ ላዕለወት ኣመራርሓ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦት ዝምልከቶም ሰብ ሞያ ጥዕናን ኣብ ዘተረኸብሉ ብዕሊ ተጀሚሩ፡፡
ኣብ ትግራይ ተነቢሩ ብዘሎ ዕፅዋን...
ዓመታዊ ክብረ በዓል ሰይድ ኣሕመደ ነጋሺ ብሰንኪ ሙሉእ ክባ ፀላእቲ ልሙድ...
ንዘመናት ሃይማኖታዊ ትውፊታቱ ሓልዩ እናተኸበረ ዝመፀ ዓመታዊ ዝያራ ኣሕመደ ነጋሺ ሎም ዘበን ግን ሚሒር ፅልኢት እዞም ፀላእቲ ጫፍ ዓሪጉ እዚ ህዝቢ ኣብ ሙሉእ ክባን...
TRAVEL GUIDES
ህዝቢ ዓንዲ ሑቖ ቃልሲ
ሰራዊት ትግራይ ካብ ስሩዕ ውግእ ናብ ደባይ ውግእ ንኽሰጋገር ኣብ ዝተወሰነሉ እዋን ህዝቢ ወረዳ #ማይ ቅነጣል ቃልሲ ወልዓይ ሓሳብ ካብ ምሃብ ሓሊፉ ኣብ ቃሉ...
ጠለብ መሰረታዊ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን
ድሕሪ ስምምዕነት ቀዋሚ ቶኽሲ ደው ምባል ሰብአዊ ሓገዝን መድሓኒትን ናብ ትግራይ ንምእታው ምድንጓያት ዋላኳ እንተነበረ ካብ ሕዳር 6/2015 ዓ/ም ጀሚሩ መሰረታዊ ዝበሃሉ መድሓኒትን ናውቲ...
MOBILE AND PHONES
ብሰንኪ ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ትበታተን ኣላ፡፡
ኣብይ ኣሕመድ ስልጣን ኣብ ዝሓዘሉ 4 ዓመታት ኢትዮጵያ ናብ ሓደጋ ምብትታን ኣትያ ምህላዋን፤ ኣብይ ናይዛ ሃገር ናይ መወዳእታ መራሒ ክኸውን ከም ዝኽእልን ፖለቲከኛ ልደቱ...
ዘይፍትሓዊት ዓለም
ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ኣንዲ ለቪን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀሙ ግፍዒታት መስካሕካሕቲ እዮም፤ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ንህዝቢ ትግራይ ዘይተቆራረፀ መንገዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኸፍት...
NEW YORK 2014
ዑደት ኣምባሳድራት ኣብ መቐለ
ናይ ኣሜሪካ ፡ኢንግሊዝ ፡ ባንኪዓለምን ልምዓት ባንኪ ኣፍሪካን ዝርከብዎም ልዕሊ 30 ኣምባሳደራትን ተወከልቲ ዓለም ለኻዊ ትካላትን ኣብ መቐለ ዑደት ኣሳሊጦም ፡፡
እዚ ዑደት ድሕሪ ስምምዕነት...
ምዝማን ናውቲ ሕርሻ
ትካል ዋልታ ኢንጅነሪንግን ትሬዲንግን ንስራሕቲ ሕርሻ ሰለጤን ዘለዎምን ነቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ዓፀባ ዘቃልሉን ዝተመሓየሹ ናውቲ ሕርሻ ብምምሃዝ ሓረስቶት ተረባሕቲ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ሓቢሩ ፡፡
ሰራዊት...
TECH
FASHION
LATEST REVIEWS
ኣብ ከተማ ዓዲ ጉዶም ልዕሊ 12 ሽሕ ወገናት ኣብ ኣፍ ሞት...
ኣብታ ከተማ ዓዲ ጉዶም ልዕሊ 12 ሽሕ ወገናት ንከቢድ #ዓፀቦ ተቓልዖም ንሓደጋ #ሞት ተሳጢሖም ከምዝርከቡ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ ፡፡ጉጅለ #ፋሽስታውያን ባንኪ ፣ ስልኪ...