ኣብ ሓደ ፀሓይ ዝነገሰላ ከተማ ሽኸት (ኣብዓላ) ሪፓርታዥ ጋዜጣ ወይን ኣብ ከተማ ሽኸት/ ኣብዓላ ኣብ ልዕሊ ተወለድቲ ትግራይ ካብ 10 ክሳብ 12 ታሕሳስ 2014 ዓ/ም ዝተፈፀመ ፋሽሽታዊ ትግራዋይ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ግዳይ ምፅናትን ዘይዛረየ መከራን ንምግባር ዝዓለመ ከምዝነበረ ግዳያት ገሊፆም።...