DON'T MISS
ልምዓት ጎልጎል ራያ
ኮሌጅ ሕርሻ ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ምውፋር መዋእል ንዋይ ጎልጎል ራያ ኣድሂቡ ዘተ ኣሳሊጡ፡፡ ኣብቲ ዘተ ድማ ጎልጎል ራያ ንምልማዕ ዕንቅፋት ዝኾኑ ፀገማት ኣጠቓቅማ መሬትን...
ምኽልካል ሰብኣዊ ሓገዝ
ልዕሊ 6.5 ሚልየን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝኸፍአ ጥሜትን ዓፀባን ከም ዝርከብን ልዕሊ 6.5 ሚልየን ኩንታል ስርናይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ዘድልዮን ክሳብ ሐዚ ዝኣቱ...
GADGET WORLD
ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ከተማ ሪያድ ዝነብሩ ተወለድቲ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስን ወረዳ...
ብመሰረት ውዕሊ ሰለም ፕሪቶርያ ናብ መረበትና ክንምለስ ሰራዊት ኢሳያስን ሓይልታት ኣምሓራን ካብ መሬት ትግራይ ክወፁ ይግባእ ኢሎም እቶም ተመዛበልቲ
ኣይተ ገኺዳን ክፍለ ካብ ወረዳ ቃፍታ...
TRAVEL GUIDES
እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ!
----
ተኸታታሊ ደብዳብ ከቢድ ብረትን ተወንጫፍን ኣረሜንያዊ መንግስቲ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ስዕረቱ ዘመላኽት እዩ!! መንግስቲ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ አፈወርቂ ብኹሎም ግንባራት ዝኸፈቶምን የካይዶምን...
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ መበል 55 ጉባኤ ኣፍሪካ ብሄራዊ ኮንግረስ...
ህወሓት ኣፍሪካ ብሄራዊ ኮንግረስ (ኣብኮ) ካብ 07 ታሕሳስ ክሳብ 11 ታሕሳስ 2015ዓ.ም ኣብ ጆሃንስበርግ ኣብ ዘካየዶ መበሊ 55 ጉባኤ ንኽሳተፍ ብዝተገበረሉ ዕድመ መሰረት ብወኪሉ...
LATEST REVIEWS
ምስ ሃፍተንን ንብረተንን ዝጠመያ በዓል ሃፍቲ
ብሰንኪ ክባን ዕፅዋን ካብ ማእቶት ወፃኢ ንዘበናት ተንከራቲተን ሰሪሐን ዘጥረይኦ ሃፍትን ንብረትን ብሰንኪ ክባን ዕፅዋን ካብ ማእቶት ወፃኢ ኮይኑ ብጥምየትን ሕማምን ይሳቐያ ከምዘለዋ ነባሪት...
FASHION AND TRENDS
መግለፂ ማእኸላይ ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ
ሰራዊት ትግራይ ልፍንታውያን ወረርቲ ሓይሊታት ብግንባር ሰሜን ምብራቅ ዝጀመርዎ ወራር ይምክት ኣሎ
ልፍንታውያን ወረርቲ ቅድሚ 40 መዓልትታት ናብ ዝወልዖ መጠነ ሰፊሕ መቐፀልታ ዝኾነ ደማዊ ኵናት...